ሰልፊ ዴሞክራትና ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብዛዕባ ስሞም ዘይተገልጸ ሕሳባት ምህላዎም ብ ቲቪ4 ሽወደን ድሕሪ ምቅልዑ፡
ንውድባት መንግስቲ ይቕሬታ ሓቲቱ። ይዂንምበር እቲ ሰልፊ ሕሳባት ናይ ምዕጻው ዝኾነ መደብ የብሉን ይብል ጸሓፊ እቲ ሰልፊ
ማቲያስ ባክስትሮም ጆሃንሰን።
Related Stories
September 16, 2024
September 16, 2024
September 16, 2024