መንግስቲ ሓድሽ ወፍሪ ኒዩክለራዊ ጸዓት ንምምዋል ኣስታት 300 ቢልዮን ክሮና ካብ ሃገር ከም እተለቅሐ መንግስታዊ መርመራ፡ ይሕብር ኣሎ። ሚኒስተር ፋይናንሳዊ ዕዳጋታት ኒክላስ ዊክማን፡ እቲ ኣገዳሲ ነገር እቲ መጠን ልቓሕ ዘይኮነ ሓድሽ ኒዩክለራዊ ሓይሊ ምህናጽ እዩ ክብል ገሊጹ’ሎ። ኣባል ሓምለዋይ ሰልፊ ዳኒኤል ሄልደን፡ ተጠቀምቲ ኣብ መወዳእታ ነቲ ወጻኢታት ክኸፍልዎ እዮም ድሕሪ ምባል፥ ንሚኒስተር ጸዓት ሽወደን ኤባ ቡሽ ብምጥቃስ ምስ “ግብሪ ኤባ ቡሽ” ከመሳስሎ ተራእዩ’ሎ
Related Stories
September 18, 2024
September 18, 2024