ካብቶም ገበናዊ ጉዳያት ዝከታተሉ ኣስታት 1000 ዳያኑ ሽወደን፥ ሽዱሽተ ሚእታዊት ጥራይ ብዛዕባ ጾታዊ ገበናት፡ ዘቤታዊ ጎነጽን ኣብ ፍርዳዊ መስርሕ ኣብ ዝብል ጒዳይ ፍልጠቶም ንምዕባይ ተወሳኺ ስልጠናታት ወሲዶም ክብል ሬድዮ ፒ 4 ሃላንድ ገምጋሙ ኣቕሪቡ። ብተመሳሳሊ ውሑዳት ካብኣቶም ን ህጻናት ከም ግዳያት ገበንን ካልእ ተዛማዲ ኮርሳት ዝወሰዱ እዮም። ኣብቲ “ጒዳይ ስኒፓ ጉዳይ” ዝበሃል ቤት ፍርዲ ይግባይ ቤት ፍርዲ ድሒ ዝወሰዶ ናይ ቀረባ ውሳነ ፡ ሓባሲ ንብዓት (ኦምቡድስማን) ከምኡውን ተጣበቕቲ መሰል ህጻናት፥ ኣብያተ ፍርዲ ንገበን ዝተቓልዑ ህጻናት ናይ ምርዳእ ዓቕሞም ዝተሓተ ምዃኑ ብምልዓል ነቒፎም ኣለዉ።