ኣብ መንጎ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢን ቤት ጽሕፈት ኣወሃሃዲ መንግስትን ንነዊሕ እዋን ዝጸንሐ ዘይምርድዳእ ሚኒስተር ጉዳያት
ወጻኢ ቶብያስ ቢልስትሮም ስልጣኑ ክኸውን ይኽእል እዩ። ምንጭታት ንኣገልግሎት ዜና ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ እቲ
ናይ መወዳእታ ሓሰር ብዛዕባ ምሻም ሓድሽ ጸሓፊ መንግስቲ ዝተገብረ ባእሲ እዩ ነይሩ – ብመሰረቱ ድሕሪ እቲ ሚኒስተር ዝቕጽል
ዝለዓለ ደረጃ ናይቲ ሚኒስትሪ። ናይ ክልቲኦም ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ፕረስ ጸሓፍቲ ነዚ ይኽሕድዎ