ሃገራዊ ዜና ቁጠባ ዜና መጠን ዝቕባበ ሽወደን ናብ 2.2% ወሪዱ Khaled Abdu April 16, 2024 Credit: ADAM IHSE / TT ኣብ ሽወደን መጠን ዝቕባበ ኣብ ወርሒ መጋቢት ናብ 2.2% ከምዝወረደ ን ወለድ ሞጊጅ ዘይሓወሰ መዐቀኒ ዋጋታት ሃለኽቲ ኣጣሊሉ። እዚ ኣሃዝ ዝቕባበ ዋጋ ናብቲ ማእከላይ ባንክ ሽወደን ዘውጽኦ ናይ 2% ሸቶ ዝቐረበ እዩ። ሪክስባንክ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ብዛዕባ ዋና ወለዱ ውሳነ ክህብ እዩ ዝብል ትጽቢት ተጌሩ’ሎ። Continue Reading Previous: ኣብ ኻርሆልመን ብዝተፈጸመ ተዂሲ ወዲ 39 ዓመት መንእሰይ ተቐቲሉNext: ማሕበር መሃንድሳት– “ብርሕቀት ዝዓዩ ሰራሕተኛታት ይብርክቱ ኣለዉ” Related Stories ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” ዜና ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” October 28, 2024 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ ዜና ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ October 28, 2024 ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል ዜና ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል October 28, 2024