መራሒ ጉጅለ ገበን እስማዒል ዓብዶ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተወ ማዕከናት ዜና ቱርክ ሓቢረን። ፖሊስ ትእዛዝ ምቕያድ
ኢንተርፖል ብምኽባር እዮም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከም ዝኣቱ ጌሮም ዘለዉ። ኣብዶ ግን ድሒሩ ብዋሕስ 20 ሽሕ ሊራ ቱርኪ –
ኣስታት 6,600 ክሮና ከፊሉ ከምዝተፈትሐ ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ሓቢራ’ላ።
Related Stories
September 16, 2024
September 16, 2024
September 16, 2024