ወፍሪ ክታበት ኮቪድ-19ን ጉንፋዕን ሽወደን ዝመጽእ ሰሙን ሰሉስ ክጅምር እዩ። እዚ ዝተዋደደ ወፍሪ፡ ከም ኣረጋውያን
ዝኣመሰሉ ኣብ ተኣፋፊ ኲነታት ዝርከቡ ጉጅለታት ዝኽተብሉ ክከውን እዩ። ቀጽሊ ጽልዋ Covid ንክኢላታት የገርሞም እዩ ይብል
ክኢላን ተጸዋዒ ሕማማት ለበዳ መንግስቲ ማግኑስ ጊስለን
Related Stories
October 16, 2024
October 16, 2024