ተወሳኺ ሽወደናዊ ኣብ ዒራቕ ንሞት ተፈሪድዎ። ዝሓለፈ ጥሪ ኣብ ባቕዳድ ድሕሪ ዘጋጠመ ቅትለት ሓደ ኣባል ጕጅለ ሽወደን ኣብ ባግዳድ ዝተኣስሩ ሰለስቲኦም ሰባት ናይ ሞት ፍርዲ ተዋሂብዎም ኣሎ ማለት እዩ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን፡ ሽወደን እቲ ናይ ሞት ፍርዲ ከይፍጸም ብንጥፈት ትሰርሕ ምህላዋ ገሊጹ’ሎ።
Related Stories
October 16, 2024
October 14, 2024
October 10, 2024