ኣብ ሱፐርማርኬታት ዝሽየጥ ስጋ፡ ሸቶ ራስያ ዝተወደቡ ጉጅለታት ገበን እናኾነ ይመጽእ ምህላዉ ብ ሬድዮ ሽወደን ውሽጣዊ ቻነል
ፒ4 ኣብ ዮተቦሪ ዝተገብረ ዳግመ መርመራ ቤት ፍርዲ ሓቢሩ። ብመሰረት ኣብ ዮተበሪ ዝተፈጸመ ሓደ ገበናዊ ጒዳይ ኣብ ሓደ ቤት
መግቢ ኣብ መዝሓሊ ዝተረኽበ ሓደ ቶንን ፈረቓን በዞም ጒጅለታት ገበን ከም እተራሰየ ፖሊስ ገኢልጾም ኣለዉ። እዚ ስጋ ናብ
ኣብያተ መግቢን ብጅምላ ዝዕድጒን ትካላት ይሽየጥ ኣሎ—ብመስረት ሓበሬታ ፖሊስ