ገበነኛታት ብ ዘይሕጋዊ መሸጣ ዕጸፋርስ ኣቢሎም ዝረኽብዎ ገንዘብ ንምምሕዳር ቆልዑን መንእሰያትን ይጥቀሙ ኣለዉ ተባሂሉ።
ቆልዑ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ገንዘብ ክፍጽሙ ዘሎ ተኽእሎ ምውሳኹ፡ በዚ ምኽንያት ድማ ፖሊስ ሽወደን ወፍሪ ማሕበራዊ
መራኸቢታት ክጅምር ምዃኑ ተፈሊጡ’ሎ። ፖሊስ ብዘይካዚ ንኣብያተ ትምህርቲ ዝኸውን ናውቲ መምሃሪ እውን ከቕርቡ እዮም
Related Stories
October 16, 2024
October 16, 2024