እቲ ብጅር ኦሚክሮን ዝሰዓበ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮቪድ፡ መዛዘሚ ናይቲ ኣብ ኤውሮጳ፡ ዝተራእየ ለበዳ ኮቪድ ክኸውን ተኽእሎታት ኣሎ...
ጥዕና
ኣየርላንድ፡ ንማዕበል ምስፍሕፋሕ ኦሚክሮን፡ ብዓወት ሰጊራቶ ኣላ ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር፡ ማይክል ማርቲን፡ ኣፍሊጡ። ኣብዚ ዓመት’ዚ፡...
ኣብ ምምሕዳር ቬስተርቦተን፡ ብኮቪድ ተለኺፎም ኣብ ጽዑቕ ሕክምናዊ ምክትታል ዝርከቡ ሕሙማት፡ ክሳብ ሕጂ፡ በቲ ሓድሽ ጅር ኦሚክሮን...
ብመሰረት ሓደ ሓድሽ መጽናዕቲ፡ ኣብ ዓመተ 2019፡ ኣብ መላእ ዓለም ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ዝኾኑ ሰባት፡ ብሰንኪ `ቲ...
ኮቫክስ ተባሂሉ ዝፍለጥ ብዓለምለኻዊ መስርሕ ምትሕግጋዝ ክታበት ዝፍለጥ ትካል፡ ሓደ ቢልዮን ዝኸውን ኣንጻር ኮቪድ-19 ዝኾነ ብልቓጥ ክታበት...
ማዕበል ኦሚክሮን ኣብ ጥርዙ በጺሑ ንታሕቲ ይወርድ ብምህላዉ፡ ናይ ኣፍ ማስክ ምጥቃም ዝርከቦም ካልኦት ሕግታት ካብ ዝመጸእ...
ክሳብ ሕጂ ኣብ ሽወደን፡ ቁጽሪ ናይቶም ክልተ እብረ ክታበት ዝወሰዱ ልዕሊ 12 ዓመት ዝኾኑ ሰባት፡ 7,508,711 በጺሑ...
ከም ጸብጻብ ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ካሮሊንስካ እንተኾይኑ፡ መጠን ናይቶም ኣብዚ ዓመት’ዚ ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ-19 ሕክምናዊ ኣገልግሎት ዝግበረሎም ዘለዉ...
በዓል መዚ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን፡ ብዛዕባ ሓደ ኣባል ስድራ ቤት፡ ብቫይረስ ኮሮና እንተድኣ ተለኺፉ፡ እቶም ምስኡ...
ኣብ ዓዲ እንግሊዝ፡ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ደሞም ንእተረኽቦም ሰባት ዝግበር ናይ ውሸባ ግዜ፡ ናብ ሓሙሽተ መዓልታት ክጐድል...