ኩለን ዞባታት ሽወደን ወፍሪ ክታበት ቀውዒ Covid-19 ጀሚረን። እቲ ክታበት ካብ ሓደስቲ ጅራት እቲ ቫይረስ ዝሓሸ መከላኸሊ...
ጥዕና
ኣብ ሽወደን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ቁጽሪ መልከፍቲ Covid ብ 50% ወሲኹ፡፡ በዚ ድማ ብዙሓት ሰባት ኣብ ሆስፒታል...
11 ሕሙማት ብኮቪድ-19 ተጠቒዖም ኣብ ሆስፒታል ስከለፍትዮ ሕክምና ይግበረሎም ኣሎ። በዚ ድማ እቲ ሆስፒታል ኣብ በጻሕቲ ኣዝማድ...
ኣብ ሽወደን ኣዝዩ ፍቱው ኣብ ዝኾነ ህዝባዊ ኣገልግሎት ሳውናታት፥ መሕጸቢ ክዳን ክፍቀድ ኣለዎዶ የብሉን ዝብል ክትዕ ኣብ...
ቅርጺ ኣእምሮ ሕማም ሸውሃት ዘለዎም ሰባትን ጥዑያትን ዝተፈላለየ ምዃኑ፡ ብምውህሃድ ዩኒቨርሲቲ ባርዝ (ብሪጣንያ) ዝተዳለወ ሓደ መጽናዕቲ አመልኪቱ። ሕማም...
ኣብ ኣንታርክቲካ፡ ን ጸረ ተሃዋስያንን ጸረ-ረኽሲን ዝጻወር ዓሌት ባክተርያ ከም ዝረኸቡ፡ ተመራመርቲ ገሊጾም ክትብል SVT ጽሒፋ። ምስ ምልዋጥ...
ኣብ ሽወደን፡ ሳልሳይ ሕሙም ማንኪፖክስ ከም እተረኽበ፡ ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ትማል ሰኑይ ኣፍሊጡ። እዚ ቫይረስ፡ ዛጊት ኣብ ዞባታት...
ለንቀነ፡ ካብ ሃገራት ኣውሮጳዊ ሕብረት እተላበደ ሕማም ማንኪ ፖክስ፡ ኣብ ከምኒ ኦስትርያ፡ በልጄም፡ ፈረንሳ፡ ጀርመን፡ ጣልያን፡ ፖርቱጋ፡ስጳኛ፡ ሽወደንን...
ኣብ 2020 ጥራይ 295 ኖርዌጃውያን ብሕማም መንሽሮ ቆርበት (ሜላኖማ) ምሟቶም ተገሊጹ። ቀዳመይቲ ዝበዝሑ ሕሙማት ዘለዉዋ ድማ ኒውዚላንድ እያ። “መንሽሮ...
ቊጽሪ ናይቶም ክንክን ጥዕና ኣእምሮ ዘድልዮም ቆልዑን መንእሰያትን ይውስኽ ምህላዉ፡ ማሕበር ሰብመዚ ውሽጢን ዞባታትን ሽወደን፡ ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ...