ለበዳ ኮሮና ንምቊጽጻር ዘኽእል ክታበት ምርካቡ፡ ጳጳስ ፍራንሲስ፡ ንፈጣሪን ካልኦት ነዚ ክዉን ዝገበሩ ኩባንያታትን ውልቀ ሰባትን ኣመስጊኖም...
ጥዕና
ኣብ ጀርመን ዝርከቡ፡ ብውሕዱ ክልተ ሰብመዚ ኣመሪካ፡ ብሕማም ሃቫና (Havana Syndrom) ተታሒዞም ሕክምናዊ ምክትታል ይግበረሎም ከምዘሎን ጸብጻባት...
ሰለስተ ርብዒ ካብቶም ዕድሚኦም 12 ዓመትን ልዕሊኡን ዝኾኑ ዴኒማርካውያን፡ ምሉእ እብረ ክታበት ከምዝወሰዱ፡ ሚኒስተር ጥዕና እታ ሃገር፡...
ክሳብ ሕጂ ኣብ ሽወደን፡ ኣስታት 6.5 ሚልዮን ሰባት፡ እንተወሓደ፡ ሓንቲ እብረ ክታበት ዝተኸትቡ ኮይኖም፡ ንመጠን ብዝሒ ዝተኸትቡ...
ኣብ ምምሕዳር ስቶክሆሎም ዝረአ ዘሎ መጠን መልከፍቲ ኮሮና፡ ብተኸታታሊ ንሻውዓይ ሰሙኑ ይቕጽል ከምዘሎን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ እቲ...
ድሕሪ ናይ ኣዋርሕ ፖለቲካዊ ቅልውላው፡ መንግስቲ ማሌዥያ፡ ናብ ምውዳቕ ገጹ ተገማጊሙ ምህላዉ ተገሊጹ። በዚ ድማ ቀዳማይ ሚኒስተር...
ኣብ ትራኖስ፡ ስሞላንድ፡ ዝርከባ ብርክት ዝበላ ቤት ትምህርታት፡ ብሰንኪ ምስፍሕፋሕ መልከፍቲ ኮቪድ፡ ካብቲ ንቡር ናይ ምጅማር ዕለቱ፡...
ሃገረ ኣውስትራልያ፡ ሓደ ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት ፋይዘር፡ ካብ ሃገረ ፖላንድ ኣውሒሳ ምህላዋ ማዕከን ዜና ተተ ገሊጹ። ፍርያት...
ህዝባውያን መጓዓዝያታት ዝጥቀሙ ተሳፈርቲ፡ ማስክ ንኽወድዩ ዝግድድ ዝነበረ መምርሒታት በዓል መዚ ጥዕና ዴኒማርክ፡ ከምዝተላዕለ፡ ሃገረ ዴኒማርክ ኣዊጃ...