ኣብ ሃገረ ኒዊዚላንድ፡ ሓንቲ ሕዱር ሕማም ዝነበራ ዓባይ ሰበይቲ፡ ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ፡ ከምዝሞተት ተገሊጹ። በዚ ድማ፡ እዛ...
ጥዕና
በዓል መዚ ኣገልግሎት ጥዕና ምምሕዳር ኖርቡትን፡ ካብ ዕለት 01 መስከረም ጀምሩ፡ ን 1500 ሰባት፡ ሳልሳይ እብረ ክታበት...
ኣብዚ ሕጂ እዋን፤ ሳልሳይ እብረ ክታበት ዘይኮነ፤ ኩሉ ሰብ፤ ክልተ እብረ ክታበት ከም ዝኽተብ ምግባር እዩ ዘገድሰና...
መንግስቲ ኖርወይ: ንምኽርታት በዓል መዚ ጥዕና እታ ሃገር ተኸቲሉ፤ ንኹሎም ኣብ ክሊ ዕድመ 12 ክሳብ 15 ዓመት...
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኢድረ (Ydre )፡ ኣብ ሪድስነስ (rydsnäs) ዝነብሩ ተቐማጦ፡ ብሰንኪ ኣብ ዝግልገልሉ ማይ ዝተራየ፡ ኮሊፎርም...
ኣብ ቀጻሊ፡ ወሃብቲ ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን፡ ካብ ቀንዲ ሃገራውያን ረብሓታት ንምዃን ምእንቲ፡ ኣብ ልዕሊአን ዘሎ መንግስታዊ ምሕደራ...
ሽወደናዊ ምክትታል ተመሓላለፍቲ ሕማማት፡ ኣብ ቀጻሊ ብኸመይ ኣገባብ ምዕቡል ዝኾነ መሳርሒታት ዓጢቑ ክሰርሕ ዝኽእለሉ መንገዲ ንምንዳይ፡ መንግስቲ...
70% ካብ ልዕሊ ዕድመ ዝኾኑ ዜጋታት ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ጸረ ሕማም ኮቪድ-19 ከምዝተኸትቡን እቲ ተነቢሩ ዝጸንሐ ዕላማ ድማ...