ኣብዚ እዋን`ዚ፡ ሃገረ ደንማርክ፡ ነቶም ካብ 5 ክሳብ 11 ዓመት ዝዕድሚኦ ቆልዑ ኣንጻር ኮቪድ-19 ክታበት ክትህብ ጀሚራ።...
ጥዕና
ብምኽንያት ምኽሳት ሓድሽ ጅር ቫይረስ ኮሮና፡ ኦሚክሮን፡ እስራኤል፡ ን 14 መዓልታት ወጻእተኛታት ናብታ ሃገር ከይኣትዉ ክትእግድ እያ።...
ካብ 30 ክሳብ 40 ሰባት ዝኣኽሉ፡ ብለበዳ ቫይረስ ኦሚክሮን ተለኺፎም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ጸብጻባት መባእታዊ መርመራታት ገሊጾም ክብል...
ኣብ ኖርወይ፡ ክሳብ ሕጂ ዋላ ሓደ፡ ብሓድሽ ዓሌት ኮሮና ቫይረስ ኦሚክሮን ዝተለክፈ ኣይተረክበን። ግን ድሮ ናብታ ሃገር...
ሓድሽ ጅር ቫይረስ ኮሮና ዝኾነ ኦሚክሮን: ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ምርካቡ ዘሻቕል እኳ እንተኾነ ዜጋታት ዘየድሊ ምስንባድ ከየርእዩ...
ቦትስዋና ድሕሪ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ካልኣይቲ ሓድሽ ዓሌት ኮቪድ -19 ኦሚክሮን ዝተረክባ ኣፍሪቃዊት ሃገር ኮይና ኣላ። ብጠቕላላ 19...
መንግስቲ ሩዋንዳ፡ ካብን ናብን ሃገራት ደቡብ ኣፍሪቃ ዝግበር ጒዕዞ ደው ምባል ሓዊስካ ካልኦት ስጒምቲታት ክወስድ ምዃኑ ገሊጹ።...
ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ሲሪል ራማፎሳ፡ ነቲ ብሰንኪ ሓድሽ ጅር ቫይረስ ኮሮና ኦሚክሮን ኣብ ልዕሊ ሃገሩን ጐረባብታን እተጻዕነ...
ምምሕዳራዊ ቦርድታት ሽወደን፡ ካብ ታሕሳስ 1 ጀሚሩ፡ እቶም ኣብ ህዝባዊ ፍጻመታት ዝተነብሩ እገዳታት ኣብ ተግባር ይውዕሉ ምህላዎም...
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ሓድሽ ጅር ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኽበ ተፈሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ዓባይ ብሪጣንያ፡ ካብ...