ሕጽረት ማግነዚዩም ብቐሊሉ ዘጋጥም ጸገም ኣይኮነን፡ ብኣንጻሩ ማግነዚዩም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መግቢ ክርከብ ይኽእል። ንኣብነት፦ ሕብራዊ ባኒ...
ጥዕና
እግሪ-ተከል ቆልዑ ልክዕ ከምቶም ዝዓኩ ዘልዉ ህጻናት ወይ ናይ እግሪ-ተከል ቆልዑ ጸባ ክሰትዩ ይኽእሉ’ዮም። ካብ 1 ክሳብ...
ብሰንኪ ጽገናን ምትዕርራያት ሻምብቖ ማያት ፈሳሲ ብዙሓት ጠንቂ ጥዕና ዝኾኑ ባእታታት ንምክልኻል በዓለ መዚ ጥዕና ምምሕዳራት ቦክስሆልመንን...
ካብ 4 ክሳብ 10 ኣብ ዝዕድሚኦም ህጻናት ዝረአ መጠን ምኽራሽ ኣብ ብዙሓት ምምሕዳራት ከተማ ስቶክሆልም ብናህሪ እናዛየደ...
ወልፊ ኢንተርነት ኣብዚ ግዜዚ ብጣዕሚ ኣብ መንእሰያት ጎሊሑ ይርኤሎ።ወልፊ ኢንተርነት ቡዙሕ ክፋላት ኣለዎ ንምጥቃሶም ድማ ወልፊ ገይም(gaming)...
ሰሓቕ፣ እቲ ቀንዲ መፍትሕ ሕጉስ ህይወት እዩ። ሓያል ኣካላውን ስነኣእምሮኣውን ረብሓ ድማ እዩ ዘለዎ። ስለዝኾነ ድማ ኢና...
ተመራመርቲ ድሕሪ እቲ ዝገበርዎ ክልተ ፈተነ፡ ሕማም ኢቦላን፡ ኣብ ቀረባ እዋን ክሓውን ክንከላኸሎን ዘኽእል ዕድል ከም ዘሎ...
ኦብስተሪክስን ጋይናኮሌጂን ኣብ ዝተባህለ መጽሔት ዝተሓትመ ዛንታ ሓንቲ ጓል 62 ዓመት ዝዕድመኣ ብልዕታ ዝነደደት ኣደ ድሕሪ ምሕታሙ’ዩ...
እቲ ቈልዓ ትምህርቲ ይጅምር እሞ የዕሩኽቲን ናይ ገዛእ ርእሱ ድልየትን ብዝያዳ ኣገደስቲ ይኾኑ። ከምኡ ኽንሱ ማዕር-ማዕረኡ ድልየት...