ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ኣብ ዝገበረቶ መርመራ እቲ ክጐሓፍ ዝግብኦ መግቢ ኣብዘን ህቡባት ኣብያተ መግቢ ይሽየጥ ኣሎ። ብዘይካዚ ኣብዘን...
ጥዕና
ፍሩታን ኣሕምልትን ዝጠቓለለ ጠዓሞት፡ ብቪታሚንን ካልእ ማዕድናትን ዝሃብተመ ስለዝኸውን፡ ንዕብየትን ምዕባሌን ኣካልናን ኣገዳሲ ኮይኑ፡ ኣካላትና ሕማማት ናይ...
ኣብ ሽወደን፡ ህዝባውን ብሕታውን ሕክምና ስኒ ኣሎ። እቲ ህዝባዊ ሕክምና ስኒ፡ ብምምሕዳር ኣውራጃ(ett landsting eller en region)...
ብስጋ ደርሆ ዝስራሕ “ማክስ ደሊፍሬሽ ቺክን በርገር” ዝበሃል ዓይነት ፓኒኖ ዘፍሪ ክሮንፋገል ችኪን (Kronfågel Chicken) ዝተባህለ ትካል...
ኣይረን፡ ሓደ ካብቶም ኣዝዮም ኣገደስቲ መኣዛታት ናይ ነብስና እዩ። እዚ ማለት፡ ሂወትና ብዘይ ኣይረን ክትነብር ኣዝዩ ኣጸጋሚ...
ሎሚ ኣሰማት ተዓውቲ ሽልማት ኖበል 2019 ኣብ ዝተረቑሑሉ፣ ብዝገብርዎ ኣበርክቶ ኣብ ዓውዲ መዲሲን ኣመሪካውያን ዊልያም ጀ ካሊን፣...
ረስኒ ወይ መድመይቲ ኣፍንጫ መብዛሕትኡ ግዜ ኣብ ህጻናት ዝረአ እኳ እንተዀነ፡ ኣብ ዓበይቲ’ውን ሓሓሊፉ ይረአ ኢዩ። ረስኒ...
ኣብ ግዜ ጥንሲ ዕሸላት ኣብ ኣካላቶም ብብዝሒ ቀያሕቲ ዋህዮታት ደም ይርከቦም። እቶም ዝበዝሑ ክፋል ናይዞም ቀያሕቲ ዋህዮታት...
ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ሽወደን ምሽዳድ ተመሃሮ ምብዝሑን በዚ ስነኣእምሮኦም ዝሳቐዩ ድማ ቊጽሮም እናበዝሐ ከም ዝመጸ ካብ በዓልመዚ...
ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ማእከላት ጥዕና ንወቕቲ ጉንፋዕ ዝኸውን እኹል ምድላዋት ምግባረንን ኲለን ኣውራጃታት ነዚ ዝኸውን እኹል...