ነበርቲ ምምሕዳር ሳላ ንዝሰትይዎ ኮነ ንመግቢ ዝጥቀሙሉ ማይ ቅድሚ ምጥቃሞም ኣፍሊሖም ክሰትይዎ ከምዘለዎም ምምሕዳር እቲ ከባቢ ይሕብር።...
ጥዕና
ዘይፈልሐ፡ ብስነፍልጠት ድማ ‘ፓስቸራይዝ’ ዘይኮነ ጸባ ምስታይ፡ ዓቕሚ ምክልኻል ሕማም ናይ ኣካላትና ክብ ኪንዮ ምባል፡ ዝተፈላለዩ ኣለርጂታት...
መሰል ንትምህርቲ ኣብ ናይ ትምህርቲ ዓይነታት መውዓሊ ህጻናት ክፍሊ ቅድመ ትምህርቲ መባእታ ቤት ትምህርቲ ወይ ፍሉይ መባእታ...
ኣብ ሽወደን ሕማም ዓባይ ሰዓል ኣብ ዝተሓተ ደረጃኡ ከም ዝርከብብ ሰሙናዊ ጸብጻብ ሃገራዊ በዓልመዚ ጥዕና ኣመልኪቱ። ብመሰረት...
ኣብ ብርክት ዝበላ ዞባታት ሽወደን ዝርከባ ኲባንያ ኣገልግሎት መድሃኒት ብሕጽረት መድሃኒት ንዝጎነፎ ሽግር ንምውጻእ ገለ ድጎማ ከም...
ኣብ ዙርያ ሽወደን ዝርከባ ኣብያተ ጥዕና ኣብ ክንዲ ኣብ ሞያውያን ሓካያም ኣብ መባእታዊ ተንቀሳቐስቲ ሓካይም ከም ዝምርኮሳ...
ብምኽንያት ሓድሽ ቴልኖሎጂያዊ ምዕባለ ኣብ ዝመጽእ ዓሰርተ ዓመታት ኣካላት ርእሲ ካብ ሓደ ሰብ ናብ ካልእ ምስግጋር ክውን...
ኣብ መንጐ መንግስትን ማእከላይ ሰልፊን ድሕሪ ዝተበጽሐ ስምምዕ ካብ 2030 ጀሚሩ ብበንዚንን ናፍታ ዝንቀሳቐሳ መካይን ብሕጊ ንምእጋድ...
ሚእቲ ሽሕ ዝኾና ደቀንስትዮ ሽወደን ዛጊት ብልሓቱ ዘይተፈልጠ ሕማም ከም ዘለወንን በዚ ድማ እቲ ዝድለ ሕክምና ክረኽባ...
ኣሽሓት ሰባት ዝሓሸ ሕክምናዊ ክንክን ክህሉ ብምጥላብ ኣብ ከተማ ስቶኮልም ብምንገዲ ሰልማዊ ሰልፊ ሓቲቶም። ሓካይም ስቶክሆልም ብሰንኪ...