ኣልኮላዊ መስተ ኣብ ልዕሊ ስርዓተ ህዝባዊ ክንክን ጥዕና ፊንላንድ ዘለዎ ፋይናንሳዊ ጾር ካብቲ ኣቐዲሙ ዝተገመተ ኣዝዩ ዝለዓለ...
ጥዕና
ማሕበር ሃደንቲ ሽወደን ያጋረፎርቡንደት ኣብ ዳላርና ኣብ መንጎ ኣባላቱ መጠን ነብሰ ቅትለት ንምንካይ ወፍሪ የካይድ። ኣብዚ ሕጂ...
ሓካይም ንሕሙማት ሓናት ማለት ንባክተርያ ስትረፕ ኤ ኣብ ምምርማር — ድሕሪኡ ድማ ብፔኒሲሊን ኣብ ምሕካም ዝያዳ ለጋሳት...
ንሰብ ዘጥቅዕ ቫይረስ ፓፒሎማ ወይ ኤች.ፒ.ቪ፡ ኣብ ኣካላት መፍረ ቁስሊን መንሽሮን ከስዕብ ምዃኑ እናተፈልጠ ኣብ ሽወደን ካብ...
ሓደ ካብቶም ዝዓበዩ ሰንሰለታት ክንክን ስኒ ሽወደን፡ ሕክምና ዘይረአ ብሬስ ኣስናን ሓደ ሓደ ግዜ ከምዘይሰርሕን ኣስናን ሕሙማት...
ብመሰረት ሓድሽ ጸብጻብ ኤጀንሲ መግቢ ሽወደን፡ ሽወደናውያን ዘህልኽዎ መጠን ጨው ኣይነከየን ። ካብ ዓሰርተ ሕማም ወቕዒ እቲ...
ዓሚ ዝነበረ ናብ ዕረፍቲ ሕማም ምሕታት ዘብጽሕ ኣብ ቦታ ስራሕ ዘጋጥም ሓደጋታት ከምዝወሰኸ ሓድሽ ኣሃዛት በዓል መዚ...
እቲ ዝተሰፍሐ ኣድማ ክንክን ጥዕና፡ ሎሚ ሰሉስ ሰዓት 11፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ግብሪ ክውዕል ምዃኑ ይንገር ኣሎ።...
እቲ ብ “ማሕበር ሰብ ሞያ ጥዕና ሽወደን” Vårdförbundet, ዝተበገሰ ኣድማ ምቑጻርን ተወሳኺ ሰዓታት ስራሕን፥ ኣብ መንጎ ማሕበርን...
ኣብዚ ጽድያ ኣብ ሽወደን ቁጽሪ ብሕማም ሰዓል ዝተለኽፉ ሰባት ከምዝወሰኸ ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሓቢሩ። እቲ ትካል፥ እቲ...