መግዛእቲ እንግሊዝ (The Queen’s Subjects) ሚስተር ስሚዝ እዩ ስሙ። ግን ሚስተር ስኒዝ ኢዮም ዚብሉዎ ዝነበሩ ኣብ 40ታት...
ኣማኑኤል ሳህለ
ንብላዕ እንተ በልኩም ንብላዕ ንኺድ እንተ በልኩም ድማ ንብላዕ። ዝብኢ እዩ ከምኡ በሃሊ። በላዒ፡ ሃርጓም፡ ስሱዕ ምዃኑ...
ብ ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ሃገርና ኤርትራ፡ ቀደም ናይ ቅጥራን ጽርግያ ኣይነበረን። ማርሻበዲ’ውን ኣይነበረን። ሳላ ማኪና ግን ኩሉ...
(ድሕሪ ብዙሕ ፍልስፍና፡ ንመዘናግዒ ተባሂሉ ዝቐረበ) ብ ኣማኑኤል ሳህለ ሰንበት ሰዓት ሓደ ድሕሪ ቀትሪ። ኣብ 80ታት...
ዓቀብትን ኣኽረርትን ማሪተኛታትን (superstitious) ክብል ከሎኹ ነቶም ንነገራት ከምቲ ዘለዎ ኪቕጽል ዚደልዩን፡ ንድሕሪት ኪመልሱ ዚደልዩን፡ ሳየንሳዊ ብዘይኮነ...
ሓደ እዋን ኣብ ሓደ በረኻ፡ ሓደ ሽደን እተባህለ፡ ትብዓቱ ዝጎደለ ኣንበሳ ይነብር ነበረ። ”ኣንበሳ እናተባህለስ ድፍረት ዝጎደሎ?...
ስነጥበብን ቅጥዕን (A Runaway Art) ኣብ ምዕራባውያን ሃገራት ዳርጋ ኩሉ ኣብ ቅድመኻ ዝጓነፈካ ነገራት ከም ስነጥበብ እናተቘጽረ...
ሓደ እዋን ኣብ ገጠር እትቕመጥ ደርሆ፡ ካብቲ ቦታኣ ኣርሒቓ ብምኻድ፡ ዝወደቐ ኣእካልን ቋርፍን ትለቅም ነበረት። ቀጺላ ቍሩብ...
ሳልሳይቲ ዓይኒ ምህላው፡ ዓሚቝ ናይ ምስትውዓል ሓይሊ ምህላው ማለት እዩ። እዚ ውሽጣዊ ዓይኒ’ዚ ንኹሉ ሰብ ተዋሂቡዎ ኸሎ፡...
ኣሪስቶትል እተባህለ ግሪኻዊ ፈላስፋ፡ ንሰብ ከም ማሕበራዊ እንስሳ ገይሩ ይጠቕሶ። ሰብ ንበይኑ ኪነብር ኣይክእልን’ዩ ማለቱ እዩ። ባሕታውያን...