ኣማኑኤል ሳህለ
ምሕሳው ነውሪ ኢዩ። ሓሶትን ስርቅን ከኣ ብሓደ ኢዩ ዚኸይድ። ህጻን ከሎኻ፡ ሓሳዊ ምስ እትኸውን፡ ብዘይ ፍቓድ ስድራኻ...
ኣብዚ ሞራላዊ ተዛማድነት (moral relativism) ሰፊኑሉ ዘሎ ዘመን፡ ስርቂ ከም ንግዳዊ ክኢላነት፡ ቅትለት ከም ጸጥታ ግዴታ፡ ብልሽውና...
ኣብ ናይዛ ዓለም ነዊሕ ጻንሒት፡ እኩይነት ወይ እከይ፡ ኣገዳሲ ተራ ተጻዊቱ ኢዩ። ምስ ስልጣነን እተሓላለኸ ማሕበራዊ ንጥፈታት...
ኣብ ባህልና፡ ደቀንስትዮ ዘይረኽብኦ መከራ የልቦን። ኩሉ ጠንቂ ጸገማት ናባታተን ኢዩ ዚድርበ። እቲ ጽቡቕ በቲ ሰብኣይ ኢዩ...
ሓንቲ ሰበይቲ ነበራ፡ ኣቕላስያ ኢዩ ስመን፡ ካብ ጭዋታትን ዓበይትን ሰባት ከም እተወልዳ ንሰብ ከእምና ምሉእ ህይወተን ዘሕለፋኦ።...
ጸሓይ ድማ ትበርቕ፡ ጸሓይ ከኣ ትዓርብ፡ ናብቲ ዝበረቐትሉ ቦታ ክትምለስውን ትቕልጥፍ…….. ዓይኒ ብምርኣይ ኣይትጸግብን፡ እዝኒ ከኣ ብምስማዕ...
እስከ ኣብ ዝሓለፈ ዘመናትን ዓመታትን ንገለ ካብቶም ኣብ መዓልቲ ልደት ዘጋጠሙ ወይ እተፈጸሙ ነገራት ሓቢርና ንርኣዮም፥ ፈላምን...
ሳሚ፥ — (ወዲ ሰለስተ ዓመት፡ ናይ ኣቦኡን ኣዲኡን ናይ መርዓ ስእሊ ይርኢ) ወላዲ፥ — (ንዋዛ) ሳሚ ወደይ፡...