November 23, 2024

ናስሮቪች

ብናስሮቪች ህቡባት ሰባት ከም ሎምዘበን ጌሩ ግላዊ ህይወቶም ኣብ ሓደጋ ዝወደቐሉ ግዜ ሃልዩ ኣይፈልጥን እንተተባህለ ምግናን ኣይከውንን።...
ፈላስፋታት ብግብሪ ኣብ ቅድመ ግንባር ምምካት ለበዳ ኮሮና ተሰሊፎም ከይረኣዩና ይኽእሉ እዮም፥ ይዂን’ምበር ዝጻወትዎ ኣገዳሲ ተራ ኣለዎም።...