November 22, 2024

በሪሁሉ ብኣማን

“ኣብዚ ዓለም፣ እቶም ዝበለጹን ዝጸበቑን ነገራት ብዓይንኻ ኣይረኣዩን፣ ብኢድካ’ዉን ኣይድህሰሱን፡ ኣብ ዉሽጥኻ ክስምዑኻ እዩ ዘለዎም” ሄለን ኬለር...
ንሓደ ንጥፈት ኣብ ፍልጠት ተመርኲስካ ክተሰላስሎ እንተዄንካ ሓበሬታ ክህልወካ ይግባእ። ሓበሬታ ክህልወካ ድማ ክትሓትትን ክትውከስን ኣለካ። ናይ...