ስነጥበብን ቅጥዕን (A Runaway Art) ኣብ ምዕራባውያን ሃገራት ዳርጋ ኩሉ ኣብ ቅድመኻ ዝጓነፈካ ነገራት ከም ስነጥበብ እናተቘጽረ...
ኩርናዕ ጸሓፍቲ
ደራስን ጋዜጠኛን ጸጋብርሃን ጎይትኦም፡ ኣብቲ ዓመታዊ ብሽወደናዊት ጋዜጣ VÄSTERBOTTENS-KURIREN ዝካየድ፡ ብሉጽ ድርሰታዊ ኣበርክቶ፡ ዝብል ውድድር፡ ከም ሕጹይ...
ሓቐኛ ዛንታ ቐዳማይ ክፋል ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ድሕሪ ናይ 20 ዓመታት ምፍልላይ’የን ንፈለማ እዋን ገጽ ንገጽ ተራኺበን። ክልቲኤን...
ሓደ እዋን ኣብ ገጠር እትቕመጥ ደርሆ፡ ካብቲ ቦታኣ ኣርሒቓ ብምኻድ፡ ዝወደቐ ኣእካልን ቋርፍን ትለቅም ነበረት። ቀጺላ ቍሩብ...
ሳልሳይቲ ዓይኒ ምህላው፡ ዓሚቝ ናይ ምስትውዓል ሓይሊ ምህላው ማለት እዩ። እዚ ውሽጣዊ ዓይኒ’ዚ ንኹሉ ሰብ ተዋሂቡዎ ኸሎ፡...
ቴለ 0046765918587 0046764016638 Facebook. Tsegabrhan Goitom Email. Tsegish52@gmail.com www.Emkulu.com
ብደራስን ጋዜጠኛን ጸጋብርሃን ጎይትኦም ዝተደርሰት “ወጽዓ’ታ ህጻን” ዘርእስታ ሓዳስ መጽሓፍ፡ ብቐዳም 21 ሕዳር 2020 ኣብ ከተማ ኡምዮ...
ኣሪስቶትል እተባህለ ግሪኻዊ ፈላስፋ፡ ንሰብ ከም ማሕበራዊ እንስሳ ገይሩ ይጠቕሶ። ሰብ ንበይኑ ኪነብር ኣይክእልን’ዩ ማለቱ እዩ። ባሕታውያን...
ሓቐኛ ዛንታካልኣይን መወዳእታን ክፋልብጸጋብርሃን ጎይትኦም “ዳዊት’ከ መን’ዩ?” ኣብ ዕላልና ዘይነበረ ሰብ ምጥቓሱ ሃንደበት ኮነኒ።“ከም’ቲ ኣቐድም ኣቢለ ዘዕለልኩኻ፣...
ብኣማኑኤል ሳህለ መብዛሕትኦም ቈልዑ ምስ ዓበዩ ፓይሎት፡ ሓኪም፡ መሃንድስ፡ ወትሃደር፡ ወዘተ.. ክንከውን ኢና እንደሊ እዮም ዚብሉ። ንዝኾነ...