ቀሊል ኣገባብ ህይወት ምኽታል ክትዕወት እንተደሊኻ ብቐሊል ኣገባብ ውጽኢት ናይ ምርካብ ክእለት ከተማዕብል ኣለካ። ኣብ ሓደ ውሁብ...
ኩርናዕ ጸሓፍቲ
ኣብ ከባቢ 1930ታት እቲ ኣብ ኣስመራ ዚሽየጥ ዝነበረ ናይ ሚነራል ማይ ወይ ኣኳ ሚነራለ ኣብቲ ጥርሙዝ ብቛንቋ...
ተገዳስነት ተገዳስነት ንዝብል ቃል ብመንጽር ብልጽግና ክንርእዮ ከለና ነቲ እንሰርሖ ስራሕ ምፍቃር ማለት እዩ። ምኽንያቱ ብልጽግና ብስራሕ...
ድንጋጸ ድንጋጸ፣ ሕልናን ኣስሓኮን ዘለዎም ሰባት ዝውንንዎ ጸጋ እዩ። ደንጋጺ መንፈስ ዘለዎ ሰብ ምእንቲ ካልኦት መስዋእቲ ክኸፍል...
ምንጪ ሓጎሰካ ኣብ ዘይንቕነቕ ውሸጣዊ ከውሕኻ ጥራይ ኢኻ ትሃንጾ፡፡ ናይ ሞት መቕጻዕቲ እንተትፍርድ ኣብቲ እትጸንሓሉ ቤት ማሕቡስ...
ብልጽግና፡ ንቕሓት ብዝተሓወሶ ጻዕሪ ኣንጻር ኩሉ መሰናኽላት ህይወት ገጢምካ ዕውት ብምዃን ዝረጋገጽ መደያይቦ ዕብየት እዩ። ብኻልእ ኣዘራርባ...
ስለምንታይ ኢና ከኒና ንብል? ኮካ መኣስ ተማሂዙ? ኣብ ሃገርና ንዝኾነ ዝወሓጥ መድሃኒት ከም ታብለት ወይ ካፕሱል፡ ከኒና...
ክንሰርሕ ዲና ንነብር ወይስ ክንነብር ኢና ንሰርሕ ዝብል ሕቶ ወትሩ ኣብ መዓልታዊ ህይወትና ምላሽ ክንረኽበሉ ንተሓታተተሉ ኣርእስቲ...
“ኣብዚ ዓለም፣ እቶም ዝበለጹን ዝጸበቑን ነገራት ብዓይንኻ ኣይረኣዩን፣ ብኢድካ’ዉን ኣይድህሰሱን፡ ኣብ ዉሽጥኻ ክስምዑኻ እዩ ዘለዎም” ሄለን ኬለር...
ነቲ ዝህሉ፤ ምሳና ዝነብርን ዘሎን እውን ነፍቅር ኢና፡፡ ብኣኣቶም ባህ ይብለና፡፡ ነዚ ዓይነት ፍቕሪ ግሪኻውያን ፊልያ ኢሎም...