ሓደ እዋን ሓደ ሰብኣይ ለይቲ ተንሲኡ ንወዱ “ተመልሶ ወደይ፡ ተንስእ፡ ናብዛ ቐረባ ዓዲ በጺሕና ክንምለስ ኢና” በሎ።...
ኩርናዕ ጸሓፍቲ
ምሕሳው ነውሪ ኢዩ። ሓሶትን ስርቅን ብሓደ ኢዩ ዚኸይድ። ሓሳዊ ምስ እትኸውን፡ ብዘይ ፍቓድ ስድራኻ ገለ ነገር ኣልዒልካ...
1. ስዑዲ ዓረብ ካብ ኦስትረልያ ኣግማል ከም እትዕድግ 2. ኢራን፡ ብምሒር ናይ ድሕንነት ቅልውላው ብስለያ እተጠርጠራ 14...
ብናስሮቪች Nature ንነፍሲ ወከፍና ብስምና እያ ትፈልጠና። ነዚ ዝኸውን ማእለያ ዘይብሉ ሳየንሳዊ መርትዖታት ኣሎ። ካልእስ ይትረፍ ኣሰር...
ትምል ምሸት “ሰብ ክሳብ ክንደይ ናጻ ሕርያ ኣለዎ” ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ምስ ሓደ ብጻየይ ደስ ዝብል ዕላል...
ብኣማኑኤል ሳህለ 1. ደፋእቲ ኣብ ቶኮዮ ርእሰከተማ ጃፓን፡ ኣብቲ ቱነልባና ወይ ናይ ትሕተምድሪ ባቡራት፡ በታ ኩባንያ እተቖጽሩ...
ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል ናስሮቪች ብምልኣት ሕስብ እንተቢልና ወዲሰብ እታ ዘነአሰት”ውን ሓርነት ኣላቶ ድያ ናብ ዝብል ሕቶ...
“ቅኑዕ ንዘበለ ሕጊ ነብስኻ ተገዛኢ ምግባር ሓርነት እዩ” ዣን ዣኽ ሩሶ ሓርነት ካብቶም ኣዝዮም ዝዝውተሩን ትርጉሞም ዝተዛበዐን...
1. ኣብ ግዜ ዓርቢ ስቐለት፡ ህዝቢ ናብቲ ቀጽሪ ቤትክርስትያን ኣትዩ (ብፍላይ ኣንስቲ)፡ ክላላይሶ ይብል እዩ። ክላላይሶ ግን...
ዲሲፕሊን ዲሲፕሊን፡ ሓደ ካብቶም ንሰብ ካብ እንስሳ ዝፈልይዎ ጠባያት እዩ። ዲሲፕሊን ማለት ስርዓት’ዩ። ዲሲፕሊን ማለት ርእሰ-ቚጽጽር’ዩ። ዲሲፕሊን...