ብናስሮቪች ህቡባት ሰባት ከም ሎምዘበን ጌሩ ግላዊ ህይወቶም ኣብ ሓደጋ ዝወደቐሉ ግዜ ሃልዩ ኣይፈልጥን እንተተባህለ ምግናን ኣይከውንን።...
ኩርናዕ ጸሓፍቲ
ምሕሳው ነውሪ ኢዩ። ሓሶትን ስርቅን ከኣ ብሓደ ኢዩ ዚኸይድ። ህጻን ከሎኻ፡ ሓሳዊ ምስ እትኸውን፡ ብዘይ ፍቓድ ስድራኻ...
ብደራስን ጋዜጠኛን ጸጋብርሃን ጎይትኦም ዝተደርሰት “ኣብ ሊብያ’የ ጠኒሰ” ዘርእስታ ሓዳስ መጽሓፍ፡ ብቐዳም 29 ጥሪ 2022 ኣብ ከተማ...
ኣብዚ ሞራላዊ ተዛማድነት (moral relativism) ሰፊኑሉ ዘሎ ዘመን፡ ስርቂ ከም ንግዳዊ ክኢላነት፡ ቅትለት ከም ጸጥታ ግዴታ፡ ብልሽውና...
ኣብ ናይዛ ዓለም ነዊሕ ጻንሒት፡ እኩይነት ወይ እከይ፡ ኣገዳሲ ተራ ተጻዊቱ ኢዩ። ምስ ስልጣነን እተሓላለኸ ማሕበራዊ ንጥፈታት...
“እንታይ ብሰንኪ ጽጋበይ ኢልካ ዘረባ። ንምንታይ ተጨንቑኒ፡ ክብረት ሓፍተይ እንታይ እያ ኮይና ዘይትነግሩኒ፡” ኩሉ ዘረባኦም ጋን ስለ...
ኣብ ባህልና፡ ደቀንስትዮ ዘይረኽብኦ መከራ የልቦን። ኩሉ ጠንቂ ጸገማት ናባታተን ኢዩ ዚድርበ። እቲ ጽቡቕ በቲ ሰብኣይ ኢዩ...