ኣዘራራቢ ኮይና ዝጸንሐት ኮሚተ ምርቋሕ ሽልማት ግራሚ ተሰጒ ኣወሃሃድቲ ሽልማት ግራሚ: ነቲ ብ ዓሎቕ፥ መድልዎን ዓሌትነትን ክኸስዋ...
ደሃይ ጥበባት
ታይለር ስዊፍት ብ ዘ ቢትልስ ተታሒዙ ዝጸንሐ ክብረ ወሰን መሸጣ ሰለስተ ተኸታተልቲ ብሉጻት ኣልበማት ሴራቶ ተባሂሉ። ትማል፡ዓርቢ...
ሓቀኛ ዛንታ ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ካልኣይን መወዳእታን ክፋም “ከምዚ ከዕልለካ ዝጸናሕኩ እዩ። ክሳብ ሳልሳይ ዓመት ኣብ ጽቡቕ ኩነታት’የ...
ሓቀኛ ዛንታ ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ቀዳማይ ክፋል “ትምህርቲ፡ ካብ ነፍሲ-ወከፍ ምንቅስቓስ ደቂ-ሰብ ብዘጋጥም ተሞኲሮ’ዩ ዝፍጠር፡” ብምባል’ያ ዕላላ ጀሚራትለይ።...
ብደፋር ብርዓ እትልለ፡ ግብጻዊት ተጣባቒት መሰል ደቀንስትዮ፡ ነዋል ኣልሳዕዳዊ፡ ኣብ መበል 89 ዕድሜኣ ዓሪፋ። ሓያልን ሓደገኛን ሰብ...
ምስ ሜትሮፖሊታን ኦፔራ ኒው ዮርክ ንነዊሕ ዓመታት ዝሰርሐ ኣዝዩ ህቡብ ኮንዳክተር ኦፔራ ዓለምና ጄምስ ሌቫይን ኣብ መበል...
መንእሰያት ኢማራት ብፍቕሪ ሙዚቃ 70ታት ብፍላይ Rasputin ዘርእስታ ደርፊ Bonny M ተታሒዞም ኣለዉ ክብል ጋልፍ ኒውስ ሓቢሩ።...
ዮሃና ንመንእሰይ ቶሳ ሺዛ፡ ድሕሪ’ቲ ኣብ ውድድር ደርፊ ሽወደን ዘመገቦ ዓወት፡ ሕጂ ድማ ንሽወደን ወኪሉ ኣብ ውድድር...