ቀዳማይ ሚኒስተር ሊብያ፡ ዓብደልሓሚድ ድቤይበ፡ ትማሊ ሰኑይ፡ ናብ ቤንጋዚ ክገብሮ ሓሲቡ ዝነበረ ጒዕዞ ብሰንኪ ዕጡቓት ኣብ መዓርፎ...
ፖሎቲካ
ናዛኒን፡ ኣንጻር መንግስቲ ኢራን ብእትገብሮ ፕሮፓጋንዳ፡ ገበነኛ ኮይና ስለእተረኽበት፡ ንዝቕጽል ሓደ ዓመት ክትእሰርን ናይ ጒዕዞ እገዳ ክግበረላን...
ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፡ ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ናብ ሃገራት ኬንያን ናይጀርያን ናይ ኦንላይን ምብጻሕ ብምክያድ ምስ መራሕተን ዘተ...
ሃገረ ህንዲ፡ ንኣታሕዛ ለበዳ ኮቪድ-19 ብዝምልከት፡ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ህንዲ፡ ዝፍነዉ ዘለዉ ናይ ነቐፌታ ትሕዝቶታት፡ ትዊተር፡ ከይልጥፍ...
ሚኒስተር መራኸቢታትን ዲጂታላዊ ቊጠባን ናይጀርያ፡ ዒሳ ፓንታሚ፡ ብሰንኪ ጥሩፍ ርእይቶታቱ ስልጣኑ ክሓድግ ጻውዒታት ይቐርበሉ ምህላዉ ፕረዚደንት እታ...
ኣብ ርእሰ ከተማ ሶማል፡ ሞቓድሾ፡ ኣብ መንጐ ዝተፈላለዩ ጒጅለታት ሓይልታት ጸጥታ ኲናት ተላዒሉ። ኣብ ጥቓ ህንጻ ፕረሲደንት...
ኣብ ዝሓለፋ ክልተ ኣዋርሕ፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት፡ ሰሙናዊ ብ 0.1% እናጎደለ ምምጽኡ ካብ ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊን ዝወጽእ...
ሃገረ ሽወደን፡ መስሕብ ስደተኛታት ንኸይትኸውን ብዝብል ዕላማ፡ ሰልፊ ስቬርያ ዲሞክራትና፡ ሓድሽ እማመ ከምዘቕረበ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና...