ቻይና፡ ኣብ ዘቤታዊ ጒዳያታ፡ ጨቋኒት፡ ኣብ ወጻኢ ጉዳያታ ኸኣ፡ ጎነጻዊት፡ እናኮነት ትመጽእ ኣላ ክብል ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ...
ፖሎቲካ
ኢራን፡ ንናዛኒን ራትክሊፍ እትገብረላ ዘላ ኣተሓሕዛ፡ ካብ ምስቓይ ኣይፍለን እዩ ክብል ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ብሪጣንያ፡ ዶሚኒክ ራብ፡...
ኣብ ፈስቲቫል ኣይሁድ፡ ብዘጋጠመ ጽቕጥቅጥ፡ ንዝሞቱ 45 ሰብኡት፡ ቆልዑን ህጻናትን ንምክዛር፡ ኣብ እስራኤል መዓልቲ ሓዘን ከም እተኣወጀ...
ድሕሪ ሞት በዓል ቤታ: ንጉስ ጉድዊል ዝወሊትኒ: 65 ዝዕድሜኣ: ማንትፎምቢ: ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግዜያዊት መራሒት ናይቲ ዝዓበየ...
እዚ ዝተባህለ ኣብ መንጐ ፕረሲደንት ኬንያታን ወኪል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፊሊፖ ግራንዲ ድሕሪ እተገብረ ርክባት እዩ...
ትማል ሰሉስ፡ ንወተሃደራዊ መንግስቲ ጫድ ብምቅዋም፡ ኣብ ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ፡ ብውሕዱ ሓሙሽተ ሰባት ከም ዝሞቱ ኣኽበርቲ ሕጊ...
ኬንያዊት ሰራሕተኛ፡ ዳያና ሙቲስያ፡ ቅድሚ 22 ዓመታት ኣብ ኤምባሲ ኣመሪካ ናይሮቢ ብኣልቃዒዳ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ዝቖሰለት እያ። ኣብቲ...
ኣመሪካዊ ዋና መደብር መዓስከር ኣፍሪኮም፡ ካብ ጀርመን ናብ ኣፍሪቃ ከተግዕዞ ጠለብ ናይጀርያ ምዃኑ ፕረሲደንት ናይጀርያ፡ መሓመድ ቡሃሪ፡...