በዓል መዚ መጓዓዝያ ሽወደን፡ ኣብ 340 ኪሎ ሜተር ዝንውሓቱ ጽርግያታት፡ መጠን ፍጥነት ተሽከርከርቲ፡ ከምዘጉደለ ሓቢሩ ክብል ማዕከን...
ፖሎቲካ
ሃገረ ሽወደን፡ ንዘይ ማዕበላ ሃገራት ዝኸውን፡ ሰለስተ ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት፡ ሓገዝ ክትህብ ምኻና፡ ብመንገዲ ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር፡...
ዝሓለፈ ወርሒ: ሃገረ ዴንማርክ: ፍቓድ መንበሪ ናይ 200 ሶርያውያን ብምስራዛ: ካብ ሓገግቲ ኣውሮጳዊ ሕብረት: ኤጀንሲ ስደተኛታት ውድብ...
ኢትዮጵያ: ብሰንኪ’ቲ ኣብ ትግራይ እተካይዶ ዘላ ኲናት: ከቢድ ጸቕጢ ይወርዳ ምህላዉ ተገሊጹ። ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ እታ ሃገር...
ሬሳ ፕረሲደንት ዚምባብዌ ነበር: ሮበርት ሙጋቤ: ካብቲ ዘለዎ መቓብር ወጺኡ ኣብ ሃገራዊ መቓብር ከዕርፍ: ያታዊ መራሒ ዚምባብዌ...
UN: ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተፈጸመ ቅትለት ሓደ ሱዳናዊ ዶክተር ከም ዝኾነኖ ተገሊጹ። እዚ ምስ ሓደ ዘይመኽሰባዊ...
ወተሃደራዊ መራሒ ምያንማር፡ ኣብ ወርሒ ለካቲት፡ ጎነጻዊ ዕልዋ መንግስቲ ድሕሪ ምክያዱ፡ ንፈለማ እዋን ትማሊ ሰንበት ኣብ ዘመሓላለፎ...
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ፡ ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ሎሚ ሰኑይ፡ ናብ ማእከላይ ምብራቕ ብምብጻሕ፡ ምስ እስራኤላውያንን ፍሌስጠማውያን መራሕትን ክራኸብ...
ሓድሽ እማመ ግብሪ ባንክ፡ ብመንግስቲ ሽወደን ምቕራቡ፡ ሬድዮ ኢኮት ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እዚ...