መራሒ ግብረሽበራዊ ሓይሊ ቦኮ ሓራም፡ ኣቡበከር ሼካው ከም ዝሞተ፡ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ዝንቀሳቐስ ጒጅለ ዳዕሽ፡ ኣብ ዝዘርግሖ...
ፖሎቲካ
ፍልስጤማውያን ካብ ምብራቕ ዮርሳሌም ከይፈናቐሉ ኣብ ምጒስጓስ ርኡይ ተራ ክትጻወት ዝጸንሐት፡ ኣክቲቪስት ሙና ኤልኩርድ፡ ብሰብ መዚ እስራኤል፡...
ሎሚ ሰንበት መዓልቲ፡ ዕለት 06/06/2021፡ ሃገራዊ በዓል መዓልቲ ሽወደን እዩ። ናይ ሎሚ ዓመት ኣገባብ ኣበዓዕላ፡ ንመምርሒታት...
ሊበራላዊ ሰልፊ ዝተሓዘተ ህዝባዊ ደገፍ ከም ዘለዎ ሓድሽ ዳህሳስ ርእይቶ ህዝቢ ኣመልኪቱ። ስታቲቲክስ ሽወደን ንመን ምመረጽኩም ብምባል...
ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ናዕቢ ንኽካየድ እውድብ ኔረ ክብል ጋዜጠኛ ቤላሩስ ሮማን ፕሮታሰቪች ን ተሌቪዥን እታ ሃገር ዝሃቦ...
ተቓውምቲ ሰልፊታት እስራኤል: ሓድሽ ሓድነታዊ መንግስቲ ብምቛም: ንስልጣን በንያሚን ናታንያሁ: ከብቅዕ ከም ዝገብሩ ገሊጾም። በንያሚን ናያንያሁ: ንዝሓለፋ...
16 ነፈርቲ ኲናት ቻይና: ክሊ ኣየረይ ጥሒሰን ድሕሪ ምባል: መንግስቲ ማሌዥያ: መብርሂ ንኽወሃባ፡ ንኣምባሳደር ቻይና ከም ዝጸወዐት...
ኩባንያ ትዊተር፡ ነቲ ብፕረዚደት ናይጀርያ፡ ማማዱ ቡሃሪ፡ እተለጠፈ መልእኽቲ፡ ምስ ሕጊታተይ ኣይሰማማዕን እዩ ብምባል ካብ ገጻት መርበባቱ...
ቅድሚ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣቢሉ፡ ሊበራላዊ ሰልፊ ሽወደን፡ ኣብ ዝኽተሎም ዝነበረ ፖሊሲ፡ ለውጥታት ከምዘተኣታተወ ይዝከር። ይኹን እምበር፡ እቲ...
ኣቦወንመር ኮሚሽን ኣፍሪቃዊ ሕብረት፡ ሙሳ ፋቂ መሃማት፡ ነቲ ኣብ ባይቶ ፓን ኣፍሪካን ዝተኸስተ ዕግርግር ኣመልኪቱ ህድኣት ክሰፍን...