ብ UN ዝተደገፈ ጽጹይ ሓበሬታ ምርኩስ ብምግባር፡ ኣብ ትግራይ ጥሜት ድሮ ከም እተኸስተ፡ ጸሓፊ ሰብኣዊ ረድኤት ውድብ...
ፖሎቲካ
ብ G7 ዝፍለጣ ሃብታማት ሃገራት ዓለምና፡ ነተን ትሑትን ማእከላይን ኣታዊታት ዘለወን ሃገራት ዝኸውን፡ ሓደ ቢልዮን ብልቃጥ ክታበት...
ፕረዚደንት ኣመሪካ፡ ጆ ባይደን፡ ኣብ ኣውሮጳ ኣብ ዝገብሮ ዘሎ ናይ ስራሕ ዑደት፡ ሩስያ ካብ ኣዕናዊ ንጥፈታት እንተዘየተቘጢባ...
ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኣሜሪካ፡ ጊላን ኤርዳን፡ ምስ ሓላፊ ማዕከን ዜና AP፡ ጋሪ ፕሩዊት፡ ተራኺቡ፡ ብዛዕባ ኣብ...
ትማል ሰሉስ፡ መጥቃዕቲ ኣየር እስራኤል ኣብ ማእከላይ ሶርያ ከም እተፈጸመን ኣብ ከተማ ደማስቆ ነትጒ ከም እተራየን ኣገልግሎት...
ተጣበቕቲ ሰላምን ደገፍቲ ፍልስጤምን፡ ፕረሲደንት ኣመሪካ ንእስራኤል ክሸጦ ሓሲብዎ ዘሎ 735 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ኣጽዋር፡ ደው ከብል...
ኣባላት ባይቶ መንግስቲ ናሚብያ፡ ነቲ ኣብ ቀረባ እዋን መንግስቲ’ታ ሃገር ምስ ጀርመን ዝገብሮ ውዕል ምድቕቓስ ምጽናት ዓሌት፡...
ኣብቲ ብእንግሊዝኛ ዝዛረብ፡ ምዕራባዊ ክፋል ሃገረ ካሜሩን፡ ዝርከቡ ውሑዳት ውልቀ ሰባት፡ ኣብ ጎነጽ ተዋፊሮም ብዝብል ክሲ፡ ኣመሪካ፡...
ኣብ ልዕሊ መሓዙትን ጎረባብትን ዝኾና ሃገራት፡ ምጽንጻን ክፍጸም ኣይግባእን። ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሃገረ ዴኒማርክ፡ መተ ፍሬድሪክሰን፡ ነቲ መንግስቲ...
ሃገረ ናይጀርያ፡ ካብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ጀሚራ፡ ንትዊተር ኣደስኪላ ድሕሪ ምጽናሕ ሕጂ ናብ ልዝብ ከም ዝኣተወት ተገሊጹ።...