ፕረዚደንት ባይቶ ሽወደን፡ ኣንድርያስ ኖርለን፡ ድሕሪ ምስ ወከልቲ ሰልፍታት ዘካየዶ ርክብ፡ ብዛዕባ ምንታይ ከምዝተዛረቡን ንናይ መጻኢ ኣንፈት...
ፖሎቲካ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሳውዝ ኣፍሪካ ንፕረሲደንት ነበር ጃኮብ ዙማ ን 15 ኣዋርሕ ማእሰርቲ ፈሪዱ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት...
ኣመሪካ፥ ብሪጣንያን ኣየርላንድን ንትግራይ ዛዕባ ዝገበረ ህጹጽ ጒባኤ ባይቶ ጸጥታ ክግበር ጻውዒት ምቕራበን AFP ሓቢራ። እዚ ኣኼባ...
ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ እስራኤል: የዒር ላፒድ: ሎሚ ሰሉስ ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ብምኻድ ኣብ ዝምድና እስራኤልን ሃገራት...
ግዜያዊ መንግስቲ ትግራይ ትማሊ ካብ ርእሰ ከተማ ክልል ትግራይ ሃዲሙ መቐለ ኣብ ትሕቲ ቊጽጽር ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ...
193 ዝኾና ኣባላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ንሓይልታት ዓቃብ ሰላም ዝኸውን ባጀት ኣብ ምጽዳቕ ክሰማማዓ ብዘይ ምኽኣለን ኣብ...
ሎሚ ሰኑይ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቨን፡ እቲ ኩሉ ሰብ ክጽበዮ ዝጸንሐ ውሳነ ሂቡ። ስቴፋን ሎቨን፡ ካብ...
ሚኒስተራት ጒዳያት ወጻኢ ናይ ልዕሊ 40 ሃገራት: ኣብ ኣፍሪቃ እናስፋሕፍሐ ዝመጸ ዘሎ ስግኣት ዳዕሽ (IS) ዛዕባ ጌረን...
ንማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቖም ናብ ኤውሮፓ ክሰግሩ ኣብ ሰለስተ ዝተፈላለዩ ፈተነታት ዝነበሩ 178 ስደተኛታት፡ ኣብ ደቡባዊ ገማግም ቱኒዝያ...
መንግስቲ ኢትዮጵያ: እታ ብረቡዕ ኣብ ክልል ትግራይ እተሓምሸሸት ነፋሪት: ብሰራዊት ትግራይ ተወቒዓ ዘይኮነትስ ብቴክኒካዊ ምኽንያት ምዃኑ ኣፈኛ...