ኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተታት ዓመታት ተራእዩ ዘይፈልጥ ንመንግስቲ ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ርእሰ ከተማ ኲባ ሃቫናን ካልአይቲ ዝዓበየት...
ፖሎቲካ
ንውድብ ሕቡራት ሃገራት ስዒቡ፡ ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ብሰንኪቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣብ ኢትዮጵያ ጥሜት ክኽሰት ከም...
ማእሰርቲ ፕረሲደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር፡ ጀኮብ ዙማ፡ ምኽንያት ብምግባር ብደገፍቱ ብዝተላዕለ ዕግርግር፡ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ከም ዝሞቱ...
ኣብ ካቦ ዴላሆ ፕሮቪዞ ዘለዉ ሶቪላውያን ንምክልኻልን ጸጥታ ንምስፋንን፡ ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ንሞዛምቢክ ዝገብሮ ወተሃደራዊ ስልጠና ንምቕጻልን ክልተኣዊ...
ኢትዮጵያን ሩስያን ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ክገብራ ከም እተሰማምዓ ንመንግስታዊ መደብር ዜና ኢትዮጵያ ፋና ብምጥቃስ ቢቢሲ ጸብጺቡ። እዚ ስምምዕ...
መንግስቲ እስራኤል፡ ነቲ ብኣህጉራዊ ስምምዕ ዝጸደቐ፡ ካብ ኣታዊታት ቀረጽ እታ ሃገር ተኣኪቡ ንፍሌስጤም ዝዋሃብ ዝነበረ ብስም “ገንዘብ...
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፡ ግብጽን ሱዳንን ብጒዳይ ፈለግ ኒል ዝተኽስተ ምስሕሓብ፡ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ንኽሽምግል ከም ዝሰማማዕ፡ UN ገሊጹ።...