ፖሎቲካ
ሚድያታት ወጻኢ፡ ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ዝብል ኣጸዋውዓ ምጥቃም እንተቐጺለን፡ ጽንክር ዝበለ ስጒምቲ ክውሰደለን ከም ዝኽእል መንግስቲ ኢትዮጵያ...
ኣመሪካ፡ ነቶም ኣብ ርእሰ ከተማ ኦስትሪያ፡ ቪየና፡ ዝቕመጡ ዲፕሎማሰኛታታ ምስ ሕማም ሃቫና ሲንድሮም፡ ዝመሳሰል ምልክታት ከም ዝረኸበትሎምን...
ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ከቢድ ህዝባዊ ናዕቢ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፡ እቲ ንንውሕ ዝበለ እዋን ኣብ...
ብዝሒ ናይቶም ዜግነት ኖርወይ ንኽወሃቦም ዝሓቱ ዘለዉ ሽወደናውያን ምስቲ ኣብ ዓመተ 2020 ዝነበረ ቁጽሪ ክነጻጸር እንከሎ፡ ብ...
እቲ ብቀዳም ምሸት፡ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሁዲንየ፡ ከባቢ ፍለሚንስቤሪ፡ ዘጋጠመ ገበናዊ ፍጻሜ ቶኽሲ፡ ኣብቲ ንጹሃን ህጻናት ዝጻወትሉን...
ቅድሚ ፕረዚደንት ምዃኑ፡ ብጒዳይ ቅትለት ኻሾግጂ፡ ንስዑዲ ዓረብ ዝዝልፍ ዝነበረን ብዛዕባ’ቲ ቅትለት ስለያዊ ጸብጻብ ክዳሎ ዝገብረን ጆ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሊባኖስ ዝመዘዞ ሳዓድ ሓሪሪ ሓድሽ መንግስቲ ከቕውም ብዘይምኽኣሉ ቅልውላው እታ ሃገር መመሊሱ ይጋደድ ምህላዉ ተገሊጹ።...
ቻንስለር ጀርመን፡ ኣንገላ መርከል፡ ንዋሺንግተን ኣብ እትበጽሓሉ ዘላ እዋን፡ ፕረሲደንት ጆ ባይደን፡ ክልቲአን ሃገራት ንተጻብኦ ሩስያ ብሓባር...