ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር፡ ጃኮብ ዙማ፡ ሎሚ ሓሙስ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝፍጸም ስነ ስርዓት ቀብሪ ናይ ምንኣስ...
ፖሎቲካ
ፕረዚደንት ብራዚል፡ ሃኢር ቦልሶናሮ፡ ብዛዕባ ሕማም ኮሮና ኣብ ዩትዩብ ግጒይ ሓበሬታ ሂቡ ብዝብል ክሲ፡ ነቲ ዘውረዶ ቪድዮ፡...
ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና፡ ብዲጂታላዊ ኣገባብ ንክኸውን ብሚኒስተር ትምህርቲ ሽወደን፡ ኣና ኤክስትሮም፡ ክቐርብ ምዃኑ ኣብ ዘካየድቶ ጋዜጣዊ መግለጺ...
ካብ ዙዋራ፡ ሊብያ፡ ተበጊሳ ንማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቓ ናብ ዓዲ ጥልያን ገጻ እትጓዓዝ ዝነበረት፡ ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ፡ ኣብ...
ንማእሰርቲ ፕረዚደንት ነበር፡ ጃኮብ-ዙማ፡ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተላዕለ ህዝባዊ ናዕቢ፡ ኣብ ኣውራጃ ክዋዙሉ ናታል ጥራይ፡ ናይ 1...
ትማሊ ሰሉስ፡ ኣመሪካ፡ ኣብ ሰሜናዊ ሶማልያ እትርከብ፡ ከተማ ጋልካዮ፡ ኣብ ልዕሊ ናይ ኣልሸባብ ዝበለቶም ሸቶታት፡ መጥቃዕቲ ኣየር...
ወዲ 71 ዓመት፡ ኣርየል ሄንሪ፡ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ሃገረ ሀይቲ ብምዃን ቃለ ማሕላ ፈጺሙ ክብል ንጸብጻብ ሮይተርስ...
ኣብ ድሮ ዒድ ኣላድሓ፡ ኣብ ከተማ ሳድር፡ ሰባት ብብዝሒ ኣብ ዝርከብዎ ዕዳጋ፡ ኣል-ዋሒላት፡ ብዝተኻየደ ነፍሰ ቕትለታዊ መጥቃዕቲ፡...
ሰብኣዊ ረድኤት ጽዒነን፡ ናብ ትግራይ ዘምርሓ ዝነበራ ቃፍላይ ዓበይቲ መካይን፡ ናብቲ ክልል ከይበጽሓ መጥቃዕቲ ከም ዝወረደን ጸብጻብ...