ኣብ ሰሜን ናይጀርያ፡ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ ዘጥቅዑ ዕጡቓት፡ 28 ቆልዑ ምፍናዎም ተገሊጹ። ዛጊት 81 ቆልዑ ምስዞም ጨወይቲ...
ፖሎቲካ
ፕረዚደንት ቱኒዝያ፡ ቃኢስ ስዒድ፡ ንቀዳማይ ሚኒስተር ካብ ስልጣን ብምውራድ ንባይቶ እታ ሃገር ምዕጻዉ ኣፍሊጡ። እዚ ዝኸውን ዘሎ፡...
ድሕሪ እቲ ኣብ ሄለብይ ዝተባህለ ቤት ማእሰርቲ፡ ብኽልተ ብኸቢድ ገበን ዝተፈርዱ እሱራት፡ ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት እቲ ቤት...
እስራኤል ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ተዓዛቢት ኮይና እትሳተፈሉ ቦታ ከም ዝረኸበት፡ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሚኒስተር...
ብሪጣንያ፡ ብዘይ ፍቓድ ናብ ሃገራ ንዝኣተው ስደተኛታት፡ ክሳብ ኣርባዕተ ዓመታት ክትኣስር ምዃና ኣፍሊጣ። ሓላፊት ውሽጣዊ ጉዳይ ዓባይ...
ኣብ ማእከላይ ኣፍሪቃ ብዝተኸስተ ግጭት: 13 ሰባት ከም እተቐትሉ: ተልእኾ ዓቃብ ሰላም እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ብሚኑስካ...
ዕጡቓት ግብረ ሽበራውያን ንምዕጋት ናብ ሞዛምቢክ ዝወፈረ ሰራዊት ሩዋንዳ: 30 ዕጡቃት ከም ዝቐትለ ቢቢሲ ሓቢራ። ሰራዊት ሩዋንዳ:...
ናይጀርያ: ዘይሕጋውያን ዕጡቓት ጒጅለታት ንምቅላስ ብዝብል ዝገዝኣተን ቀዳሞት ሽዱሽተ ነፈርቲ ምቕባላ ቢቢሲ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ሓቢሩ። እዘን...
ኣስታት 700 ዝኾኑ ሰባት፡ ኣብ ውሽጢ ሽወደን ስለዘየለዉ፡ ኣብ ዘይተረኽብሉ መጋባእያታት ንማእሰርቲ ከምዝተፈርዱ፡ ንጸብጻባት SVT ብምጥቃስ፡ ማዕከን...