ፕረሲደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ትማል ሰሉስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ሰብ ሓዳር ሓሓደ ጥራይ ምውላድ ክሓስቡሉ ተላብዩ። ኣብ...
ፖሎቲካ
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ቊጽሪ ናይቶም ብሞት ዝቕጽዑ እሱራት ምውሳኹ ተገሊጹ። ኣብ 2020 እዚ ቊጽሪ ኣንቈልቊሉ እኳ እንተነበረ...
ጓል ፕረሲደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር ጃኮብ ዙማ፡ ንርእይቶ ብሪጣንያዊት ሞዴል ኖኣሚ ካምቤል፡ ወጊዛቶ። ኖኣሚ ካምቤል፡ ዙማ፡ ኣብ...
ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፡ ኣስታት 100 ሽሕ ዝኾኑ ህጻናት፡ ንዝቕጽል 12 ኣዋርሕ፡ ናብ ሞት ዘቃልዕ...
ፕረዚደንት ቱርኒዝ፡ ቐይስ ሰዒድ፡ ንቅዋም እታ ሃገር ክኽተል ምዃኑን ንናጽነት’ታ ሃገር ክከላኸል ምዃኑን ንህዝቢ ቱኒዝያ ቃል ኣትይሉ...
ስዑዲ ዓረብ፡ ን17 ኣዋርሕ ተዓጽያ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ዝተኸትቡ ናይ ወጻኢ በጻሕቲ ክኣትዉ ምፍቃዳ ኣገልግሎት ዜና መንግስቲ ሓቢሩ...
ኣህጒራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት (ICC) ኣብ ልዕሊ በዓልቲ ቤት ሎረን ግባግቦ፡–ሲሞን ግባግቦ፡ ከውጽኦ ሓሲብዎ ዝነብረ ፍቓድ ምቕያድ፡...
ደቡብ ኣፍሪቃ: ጎረቤት ሃገራ ሞዛምቢክ ኣንጻር ጂሃዳውያን እትገብሮ ዘላ ኲናት ሓገዝ ንምብርካት: 1500 ወተሃደራት ምልኣኻ ፕረሲደንት እታ...
ፕረሲደንት ቱኒዝያ: ቓኢስ ሳዒድ: ላዕለዎት ሰብመዚ ምስጓጒ ከም ዝቐጸለሉ ተገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ:: ዓለም ብጒዳይ...
ወዲ 12 ዓመት ፍልስጤማዊ: ጥቓ ሄብሮም: ብተዂሲ ሰራዊት እስራኤል ከም እተቐትለ ሰብመዚ ፍልስጤም ገሊጾም። ኣብ ውሽጢ መዓልታት:...