ሽወደናዊትን ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት፡ ፍሉያት ሓይልታት ሽወደን ሒዛ ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ካቡል ዓሊባ ክብል ማዕከን ዜና...
ፖሎቲካ
ናይ ኤሌክትሪክ ስኩተራት: ኣብ ፈቐዶ ናይ ኣጋር መንገድታት ተደርብየን ምርኣይ: ንሰብ መዚ ከተማ ስቶክሆልም: ዘቖጥዕ ዘሎ ተርእዩ...
ክኢላታት UN: ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ: ብህጹጽ ክፍታሕ ጻውዒት ይገብሩ ኣለዉ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ሽወደናዊ...
ፕረሲደንት G-20 ዝኾነት ኢጣልያ: ኣብ ጒዳይ ኣፍጋኒስታን: ናይ ህጹጽ እዋን ጒባኤ ክካየድ ሓቲታ። ቀዳማይ ሚኒስተር: ማርዮ ድራጊ:...
ካብ ወርሒ ግንቦት፤ ንደሓር ዋጋታት ነዳዲ ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ከም ዝርከቡ ተገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ።...
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ጀርመን: ንቤኣት ትሸፐ (Beate Zschäpe): ዝተባህለት ናዚስት: ንሕልፈት ከም ዝፈረዳ ገሊጹ ክብል ማዕከን...
ትማሊ ሰሉስ፡ ኣብ ኣሜሪካ፡ ካብ ትጽቢት ወጻኢ፡ ብሕማም ኮቪድ ናይ ልዕሊ 1 ሽሕ ሰባት ህይወት ምሕላፉ ጸብጻብ...
ሃካይንዴ ሂሺለማ፡ ፕረዚደንት ዛምቢያ ኮይኑ ተመሪጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ሃካይንዴ፡ ፕረዚደንት ዛምቢያ ንምኳን ንመበል ሻድሻይ...
ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት፡ ብዝሒ ህዝቢ ሽወደን፡ ብ29,953 ከምዝወሰኸ ኣሃዛዊ ጸብጻባት ስታትስቲክስ ሽወደን ሓቢሩ...