ኣሜሪካ ቅድሚ ኣብ ሓሙስ ዝተኻየደ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ፡ ንመእተዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣቤ ጌት ክትዓጽዎ ድሌት ከም ዝነበራ...
ፖሎቲካ
ፕረዚደንት ጆ ባይደን፡ ሎሚ ሰሉስ፡ ንምውጻእ ሰራዊት ኣመሪካ ካብ ኣፍጋኒስታን ኣመልኪቱ፡ ንህዝቢ ኣመሪካ መግለጺ ክህብ ምዃኑ ተገሊጹ...
ሚኒስተር ምክልኻል እስራኤል፡ በኒ ጋንዝን ፍሌስጤማዊ መራሒ፡ ማሕሙድ ዓባስን ኣብ ምዕራባዊ ገማግም፡ ብሰንበት፡ ከም እተራኸቡ ሚኒስተር ምክልኻል...
ደቂ ኣንስትዮ ኣፍጋኒስታናውያን፡ ናብ ዩኒቨርሲቲ ክኣትዋ ዝፍቀደለን ኣኳ እንተኾነ፡ ምስ ደቂ ተባዕትዮ ተሓናፊጸን ክመሃራ ግን ፍቑድ ኣይኮነን...
ንማሕበራዊ ማዕርነትን ኣንጻር ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን ዝካየድ ተባዕታዊ ዓመጽ ንምውጋድ ብዝብል ተበግሶ፡ ብዘርኣየቶ ጻዕርን ስራሕን፡ ፕረዚደንት ማሕበር...
ፈደራላዊ ምርጫ ጀርመን፡ ኣስታት ሓደ ወርሒ ተሪፍዎ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ሕጹያት ናይተን ቀንዲ ሰለስተ ሰልፍታት ጀርመን፡ ትማሊ...
ኣብ ከተማ ስቶክሆሎም ዝረአ ዘሎ ብዝሒ ናይ እስኩተራት፡ ሰማይ በጺሑ ከምዘሎ ዝገለጸ ቦርድ መጓዓዝያ ስቶክሆሎም፡ ወነንቲ እስኩተራት...
ኤጀንሲ ስደተኛታት: ኣብ ሽወደን ንዝርከቡ ኣፍጋናውያን ሓተትቲ ዕቚባ ፍቓድ መንበሪ ክወሃቦም ከም ዝግባእ: ሴቭ ዘ ቺልድረን (ህጻናት...