ኣብ ጒባኤ COP 26፡ ልዕሊ 100 መራሕቲ ዓለም ኣብ ዓመተ 2030፡ ምብራስ ኣግራብ ደው ምባልን ዳግመ ምግራብ...
ፖሎቲካ
ቡልጋርያ፡ ናብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ክኣትዉ ዝደልዩ ስደተኛታት ንምዕጋት፡ 350 ወተሃደራት ናብቲ ምስ ቱርኪ ዘዳውባ ከባቢ ኣዋፊራ ምህላዋ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ: ብዛዕባቲ ዝተሰረዘ ውዕል ሳብማሪናት: ናይ ሓሶት ሓበሬታ እዩ ሂቡና ክብል ፕረሲደንት ፈረንሳ: ኢማኑኤል ማክሮን:...
ቤት ፍርዲ ቴክሳስ: ንሕጊ ጸረ ምንጻል ጥንሲ ዝምጒት ክትዓት ንኽልተ ሰዓታት ከአንግድ ምዃኑ ተፈሊጡ። ኣብ ቴክሳስ ጽንክር...
ሽወደን: እዝዚ ሓይሊ ዕማም: ናይቲ ኣብ ማሊ ዝርከብን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተዋጽአን ሓይሊ: ክትርከብ ምዃና ኣገልግሎት ዜና...
ኣብ እዋን ምምሕዳር ትራምፕ ዝተኸተመ ውዕል ኣመሪካን ጣሊባንን፡ ንምውዳቕ መንግስቲ ኣፍጋኒስታን፡ ዓብዪ ምኽንያት ምዃኑ ላዕለዎት ወተሃደራውያን ሰብመዚ...
ኣብ ማልመ ዝርከባ መካይን፡ ኣብ እዋን ለይቲ ከይተረፈ፡ ዋጋ መቖሚ ክኸፍላ ምዃነን ተፈሊጡ ኣሎ ክብል ማዕከን ዜና...
መማይት ኮሚቴ ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራትና፡ ንሚኒስተር ፋይናንስ ሽወደን፡ ማግደሊና ኣንደሾን፡ ከም መራሒት ሰልፊ ንኽትከውን ሮቚሕዋ ከምዘሎ ገሊጹ...