ኢትዮጵያ፡ ነቲ ተዂሲ ደው ክብል ዝጽውዕ ዓለምለኸ ጻውዒት ንጎድኒ ብምግዳፍ፡ ኣንጻር ሰራዊት ትግራይ እተካይዶ ቃልሲ ክትቅጽሎ ምዃና...
ፖሎቲካ
ሚኒስተር ፋይናንስ ሽወደን፡ ወ/ሮ ማግዳሌና ኣንደርሾን፡ ንቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደንን መራሒ ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራትናን ዝኾነ፡ ስቴፋን ሎቬን፡ ተኪኣ፡...
መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵይ: ኣብይ ኣሕመድ: ንኣንጻር ጎነጽ ዝኾነ መትከል ፌይስቡክ ዝጻረር ኮይኑ ስለ እተረኽበ: ካብ ገጻቱ...
ኣብ 2015: ኣብ መንጐ ኢራንን ሽዱሽተ ሃገራትን ንዝተኸተመ ውዕል ኑክሌር ንምብርባር ዝዓለመ ዘተ: ኣብዚ ወርሒ ክበራበር እዩ...
ኣብ ዓለምና ከሰል ብብዝሒ ካብ ዝጥቀማ ሃገራት ዝኾና ፖላንድ፥ ቬትናምን ቺለን ሓዊስካ 190 ሃገራትን ውድባትን ነዚ ኣገባብ...
ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት: ኣብ ልዕሊ ሰሜን ኮርያ ዝጸዓኖ እገዳታት ከልዕል: ጎረባብቲ ሰሜን ኮርያ ዝኾና ሩስያን...
90 ዝኾና ሃገራት ዓለምና፡ ነቲ ኣብ ምልዋጥ ክሊማን ዋዒን ዓለምና ኣበርክቶ ይገብር ኣሎ ዝበለኦ ምፍናው ሚቴይን ዝተባህለ...
ሰራዊት ትግራይ ንስትራተጂያዊ ኣገዳስነት ዘለዋ ከተማ ድሕሪ ምቊጽጻሩ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ሃገራዊ እጹጽ እዋን ሓደጋ ምእዋጁ ተፈሊጡ ክብል...
ወሃቢ ስራሕ፡ ኣብ ልዕሊኡ ቀድታት እናሃለዉ፡ ናይ ስራሕ ፍቓድ እንተድኣ ሓቲቱ፡ ክወሃቦ ኣይክእልን እዩ። ብዘይካ እዚ፡ ነቲ...
ህንዲ ኣብ ዓመተ 2070፡ መጠን እትፍንዎ መጠን ካርቦን ናብ ዜሮ ንምውራድ ትሰርሕ ምህላዋ ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ፡ ናሬንድራ...