ፖላንድ፡ ብሰንኪ ካብ ቤላሩስ ናብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ንምእታው ዝፍትኑ ዘለዉ ኣማኢት ስደተኛታት ኣብ ዶባተን ዘየድሊ ብረታዊ ጎነጽ...
ፖሎቲካ
ብሰንበት ንቀዳማይ ሚኒስተር ዒራቕ፡ ሙስጣፋ ኣልኻዲሚ። ንምቕንጻል ኣብ ቤቱ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ ዘካየዱ መን ምዃኖም ከም እተለለዩ...
ዓለም፡ ካብቲ ንኢትዮጵያ ኣንጸላሊይዋ ዘሎ ሓደጋ ንምድሓን ዘኽእላ ግዜ እናተጸንቀቐ ይመጽእ ምህላዉ ላዕለዎት ሰበስልጣን ባይቶ ጸጥታ ውድብ...
ኣብ መላእ ዓለም፡ ብዝሒ ናይቶም ብኾቪድ-19 ዝተለኽፉ ሰባት፡ 250 ሚልዮን ናይቶም ብሰንኪ እዚ ሕማም ዘስዓቦ ጥዕናዊ ሕልኽላኻት...
ፖሊስ ምምሕዳር ስቶክሆሎም፡ ካብ 80 ክሳብ 90 ዝኾኑ ብጉዳይ ቅትለትን ፈተነ ቅትለት ኣመልኪቱ፡ መርመራታት ገበን የካይድ ኣብ...
ወቕቲ ሓጋይ፡ ኣዝዩ ዝሑል ኲነታት ኣየር ሒዙ ይመጽእ ምስ ምህላዉ፡ ኣፍጋኒስታን ኣብ ኣዝዩ ዘሻቕል ኩነታት ትኣቱ ምህላዋ...
ኣብ ልዝብ ምልዋጥ ክሊማ፡ ምስ ኢንዱስትሪ ከሰል ብቐጥታ ዝተኣሳሰሩ ተወከልቲ፡ ብቚጽሪ ዝበዝሑ ምዃኖም ቢቢሲ ዘዳለዎ ትንተናዊ ዜና...
ገሊኦም ማዕከን ዘርኢ (gene) ንምድኻም ሳንቡእን ብኮቪድ ዝስዕብ ሞትን ተነቀፍቲ ምዃኖም ተመራመርቲ ዩኒቨርሲቲ ኦክስፎርድ ኣፍሊጦም። 60% ካብ...
ኢንዶኔዥያ፡ ንኣገባብ ናይቲ ምብራስ ኣግራብ፡ ኣብ 2030 ደው ንኽብል ዝተኣትወ ኣህጒራዊ ውዕል፡ ድሕሪ ምንቃፍ፡ በዚ ውዕል ከም...
ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳን፡ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፡ ምስ ኣመሪካን ኣውሮጳዊ ሕብረትን ድሕሪ ዘካየዶ ዘተ፡ ናብ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምምላስ...