መንግስቲ ፍሩዳት ገበነኛታት ካብ ሃገር ንምብራር ናይ ማእከላይን ሊበራላዊ ሰልፍታት ደገፍ ምርካቡን ኣገልግሎት ዜና TT ሓቢራ። “ሕጂ...
ፖሎቲካ
ግንቦት 3 ዓለምለኻዊ መዓልቲ ነጻ ፕረስ ኮይኑ ብደረጃ ዓለም ዝበዓል መዓልቲ እዩ። ኣብዚ ዕለት ኣብ ዓለምና ኣብ...
ቁጽሪ ኣባላት ኣሃዱ ጥዕናን ኣባላት እንዳ መናበይ ዓበይቲን ንምውሳኽ ንነዊሕ ዝዓለመ ወፍሪ ክካየድ ከምዘለዎን ኣብዚ ሕጂ እዋን...
ሰልፊ ዓቃባውያን ብሰንኪ ኮሮና እቲ ቁጠባዊ ስልቲ ኪቕየር ንመንግስቲ ይሓቱ። መራሒ ሰልፊ፡ ኦልፍ ክሪስትሪክሶን እቲ ሕጂ ዘሎ...
ኣርባዕተ ተመራመርቲ ሽወደን ኣብ ክንዲ እቲ ዝጸንሐ ኣካይዳ” ማርቴሎን ትልሂትን” ዝበልዎ ኣገባብ ብምጥቃም ዝበዝሐ ህይወት ምድሓን ከም...
ውድብ ጥዕና ዓለም ንስትራቴጂ መኸተ ለበዳ ሽወደን ኣብ ድሕረ ምውሻብ ካልኦት ሃገራት ከም ሞዴል ክወሰዳኦ ዝኽእላ ኣገባብ...
ፕረሲደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትርምፕ ብዛዕባ ሽወደን እትኽተሎ ኣገባብ መኸተ ለበዳ ኮሮና ዝጸንሖ ኣተሓሳስባ ብምቕያር ትማሊ ኣድናቖቱ ምልጋሱ...
ጽልዋ ቅልውላው ቫይረስ ኮሮና ኣብ ልዕሊ ሽወደን ንዝነወሐ እዋን ዝጸንሕ እዩ። ንኹሉ ብምዕጻው ካብ ቫይረስ ክንገላገል ንኽእል...
ቆንስል ኣውራጃ ኡፕሳላ ን ሚኒስተር ፋይናንስ ማግዳሊና ኣንደርሰን ኣብ ዝጸሓፎ ደብዳቤ ቫይረስ ኮሮና ንምምካት ንዝፈሰሰ ፋይናንሳዊ ማል...
ኣብ መዕቆቢ ሓተቲ ዑቕባ ማዓስከራት ለበዳ ኮቪድ 19 ኣሻቓሊ ኮይኑ ከምዘሎ ኣገልግሎ ዜና ኤኮት ጸብጺቡ። ብመሰረት እቲ...