ትማሊ ረቡዕ፡ መስጊድ ዮተበሪ፡ ጻዕዳ ሓርጭ ዝሓዘ ናይ መፈራርሂ ደብዳቤ ከም ዝተቐበለን ሰብመዚ እቲ መስጊድ ድማ ተቐላጢፎም...
ፖሎቲካ
ኣብ እዋን ቅልውላው ኮሮና፡ መጠን ብዝሒ ኣኽራርነት ከይውስኽ፡ ሓላፊ ጸጥታ ሽወደን (Säpo)፡ ክላስ ፍሪቤሪ ገሊጹ ክብል መርበብ...
ወከልቲ ፖሊስ ከተማ ማልመ፡ ናብ ቤት ጽሕፈት እስላማዊ ኣካዳሚ’ታ ከተማ፡ ቅድሚ ሒደት መዓልታት በጺሖም፡ ምስ ላዕለዋይ ተቖጻጻሪ’ቲ...
ሚኒስተር ትምህርቲ፡ ኣና ኤክስትረም፡ ካብ ዝቕጽል ሰኑይ 23 ሕዳር ጀሚሩ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ ትምህርቲ፡ ናይ ርሕቀትን...
መንግስቲ ሽወደን፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምግታእ፡ መምርሒታት ምኽዳን ማስክ፡ ዘይምእዋጁ፡ ብተቛወምቲ ዝኾኑ ሰልፍታት፡ ዓቃባውያንን ክሪሲ ዲሞክራትናን፡ መብርሂ...
ምምሕዳራት ከተማ ስኩዩርፕን ስታፋንስቶርፕን (Skurup and Staffanstorp)፡ ኣቐድም ኣቢለን፡ ኣብ ምምሕዳራተን ኣብ ዝርከባ ቤት ትምህርታት፡ ሒጃብ ተኸዲንካ...
ኣብ ትካላት H&M፡ ዓሌታዊ ምፍልላይ ከም ዘሎ ዘረጋግጽ ቪድዮ ብጋዜጣ ኣፍቶንብላደት ምስ ተዘርገሐ፡ ሚኒስተር ጾታዊ ማዕርነት፡ ኦሳ...
ቅዱስ ቁርኣን ንኸቃጽሉ መደብ ዝነበሮም ሓሙሽተ ዴንማርካውያን፡ ከም ዝሰጐገትን ንሓደ ዓመት ዝኣክል ናብታ ሃገር ከይቅልቀሉ ከም ዝኣገደት...
ካብ በዓልመዚ ስታቲስቲክስ ዝተረኽቡ ኣሃዛት ከም ዘመልክትዎ፡ ካብቶም ኣብ ዓመተ 2015 ናብ ሽወደን ዝኣተዉ ሰባት እቶም ዝበዝሑ...