መንግስቲ ሽወደን፡ ነቲ ብሰንኪ ፍርያት ኣሜሪካዊት ኩባንያ ሞደርና ዝኾነ ጸረ ኮሮና ክታበት፡ ኣብ ልዕሊ ገለ ሰባት ከጋጥም...
ፖሎቲካ
ምምሕዳራት ሽወደን፡ ስሩዕ ኣገባብ ክታበት ብምሃብ ኣብ መላእ ሽወደን፡ ሰሙናዊ፡ ክሳብ ርብዒ ሚልዮን ሰባት ጸረ ኮሮና ክታበት...
ትማሊ ረቡዕ፡ ብዛዕባ ኣብ ዕለት 6/01/2021 ዝተኻየደ ናዕቢ ብምጉስጓስን ምንህሃርን፡ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ኣሜሪካ፡ ዶናልድ ትራምፕ፡ ክሲ...
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኖርታላያ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ሽማግለ ትምህርቲ፡ ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመተ ትምህርቲ፡ ኩለን...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቬን፡ ንፈለማ ግዜ ኣብዚ ዓመት፡ ሎሚ ምስ ሓላፍቲ ሰልፍታት ኣብ ዝጀመሮ ናይ ክትዕ...
ሓላፊት ምምሕዳር ከተማ ሶልቨስቦሪ፡ ልዊዛ ኤሪክሰን፡ ኣብ መባእታን ማእከላይን ቤት ትምህርታት፡ ናይ ዓበይቲ ትምህርት ዝመሃሩን ሰራሕተኛታት ምምሕዳር...
መንግስቲ ኤርትራ፡ ብወታሃደራዊ መገዲ ኣብቲ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣብ መሬት ትግራይ፡ ዝተኻየደን ዝካየድ ዘሎ ዉግእ ሕድሕድ ብሙሉእነት ከምዝተሳተፈ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቬን፡ ኣብ እዋን ቅንያት ክሪስትማስ፡ ሰባት ናብ ዕዳጋታት ብምኻድ ሸመተ ንኸየካይዱ ተላብዩ ክንሱ፡...