መብዛሕትአን ኣባላት ባይቶ ሽወደን ዝኾና ሰልፍታት፡ ነቶም ትሕቲ ዕድመ ዝኾኑ ገበነኛታት መንእሰያት፡ ካብቲ ዝእለይሉ ቦታታት፡ ናብ ቤት...
ፖሎቲካ
ኣብ ምብራቕ ኮንጎ-ኪንሻሳ ኣብ እትርከብ ኣቤምቢ እትበሃል ቁሸት፡ ብጉጅለ ADF ከምዝተፈጸመ ዝንገረሉ ደማዊ ህልቂት ከምዝወረዳ ጸብጻባት መንግስቲ...
ሩስያ፡ ብመንገዲ ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያታ ኣቢላ፡ ካብ ውዕል “ክፉት ሰማያት” ከምዝወጸት ሓቢራ። ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ ኣብ ዝሓለፈ...
ኣብ ወርሒ የካቲት ናይ ዓመተ 2020፡ ክልተ ዜጋታት ሆላንድ ዝኾኑ ሰባት፡ ኣብ ውሽጢ ኮንቴነር ተጻዒኑ፡ ካብ ኮሎምቢያ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ኣሉታዊ ጽልዋታት ጸረ ኮሮና ክታበት ንምጽናዕን ምምርማርን፡ 100 ሚልዮን ክሮነር ሰሊዑ ከምዘሎ ሓቢሩ። መንግስቲ ሽወደን፡...
ካብ ሎሚ ዕለት 14 ጥሪ 2021 ዝኾነ ሰብ ፓስፖርት ማለት främlingspass ወይ resedokument ከመልክት ወይ ከሐድስ ምስዝደሉ...
ኣገልግሎት ኣልኮላዊ መስተ ዝህባ ትካላት፡ ካብ ዕለት 24 ታሕሳስ 2020 ጀሚሩ ክሳብ 15 ጥሪ 2021 ኣብ ዝነበረ...
ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ስኮነ፡ ንትግባረ ሓድሽ ሕጊ ኮሮና ዝከታተልን ሕጊ ኣብ ዝጠሓሰሉ እዋን ይኹን ጽቕጥቅጥ ኣብ...