ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ነቲ ኣብ ሰሜን ዒራቕ ኣብ ልዕሊ ቱርካውያን ዝተፈጸመ ቅትለት ብትሪ ኰኒናቶ። ኣብዚ ሰሜናዊ ዒራቕ...
ፖሎቲካ
ኣብ ራብዓይ ርብዒ ዓመት 2020 ቊጠባ ጃፓን ዕቤት እኳ እንተርኣየ ምስቲ ወሪድዋ ዝጸንሐ ከቢድ ሃስያ ስለ ዘይወዳደር...
ኣብ ናይጀርያዊት ከተማ ኢባዳን ኣብ ዕሙር ዕዳጋ ብዘጋጠመ ዓሌታዊ ጎነጽ ብውሑዱ 10 ሰባት ከም ዝሞቱ ቢቢሲ ሓቢራ።...
ዓለማዊ ውድብ ጥዕና፡ ንክታበት ኣስትራ ዚንካ ብህጹጽ ኣብ ጥቕሚ ክውዕል ወሲኑ። እዚ ማለት ድማ፡ ኣብቲ ብዓለማዊ ውድብ...
ምስ ቀብሪ ፕረሲደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር ኔልሰን ማንዴላ ብዝተኣሳሰር 15 ሰባት ብዓሎቕ ክሲ ከም ዝቐርበሎም ተፈሊጡ። ካብዞም...
ምምሕዳራትን ምምሕዳር ከተማታትን ሽወደን፡ ጸረ ለበዳ ኮሮና ተባሂሉ ዘውጽአኦ ወጻኢታት ንምሕዋይ፡ ብውሕስነት መንግስቲ፡ ካብ በዓል መዚ ሃገራዊ...
77 ዓመት ዝዕድሚኣ ንግስቲ ሲልቪያ፡ ኣብ ትነብረሉ ገዛ ኢዳ ከምዝተሰብረት ኣብ ገጻት ፌስ ቡክ ናይ ንጉሳዊ ስድራቤት...
ጓል 31 ዓመት ስዑዳዊት ኣክቲቪስት ሰብኣዊ መሰላት ሉጃይን ኣልሓጥሉ ካብ 2018 ንደሓር ብመንግስቲ ስዑዲያ ተኣሲራ ድሕሪ ምጽናሕ...
እቲ ንሱዳን ንልዕሊ ሰላሳ ዓመታት ዝመርሐ መንግስቲ ኣልበሽር ብምፍራሱ ሱዳናውያን ዓብዪ ሓጎስ እኳ እንተተስምዖም እዚ ዴሞክራስያዊ ሰውራ...