እቶም ኣብ ዶብ ኣመሪካን ሜክሲኮን ተዓጊቶም፡ ትእምርቲ ፖሊሲ ጸረ ስደተኛታት ትራምፕ ኮይኖም ዝጸንሑ ሓተትቲ ዕቚባ ትማሊ ሓሙስ...
ፖሎቲካ
ኣመሪካ፡ ጸብጻብ መርመራ ናይቲ ብዘስካሕክሕ ኣገባብ ዝተቐትለ ስዑዳዊ ጋዜጠኛ ጀማል ኻሾግጂ ክተቕርብ ምዃና ሓቢራ። እዚ ሰነድ፡ ንወራስ...
ብዙሓት ደቡብ ኣፍሪቃውይና ነታ ከም ብሓድሽ ዝተሰየመት ከተማ ፖርት ኤሊዛቤይ ነበር ንምድማጽ ይጋደሉ ምህላዎም ተገሊጹ። እታ ከተማ...
ብሰንኪ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ቦርኖ ከተማ ማይዱግሪ ዘጋጠመ ምፍንጃር ነታጒ፡ 10 ሰባት ምሟቶም ሰብ-መዚ ዞባ ቦርኖ ገሊጾም።...
መንግስቲ ፊንላንድ፡ ነዚ ዝረአ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ሓድሽ ዓሌት ኮሮና ንምቅላስ፡ ካብ ዕለት 8/3/2021 ጀሚሩ ንሰለስተ ሳምንታት ዝጸንሕ...
ነፈርቲ ኲናት ሩስያ፡ ኣብ ምድረበዳ ሶርያ ዝርከቡ ነቚጣታት ዳዕሽ እናተመላለሳ ዓሰርተታት ግዜ ምድብዳበን ተገሊጹ። ዕጡቓት ዳዕሽ፡ ኣብ...
ኣህጉራዊ ውድብ ኣቪየሽን (The International Aviation Organisation)፡ ብመንገዲ ኣየር ንዝጓዓዙ ተሳፈርቲ፡ ካብ ወርሒ መጋቢት ጀሚሩ፡ ምስክር ወረቐት...
ዕጡቓት ዓሌት ሁቱ ዝኾኑ ሩዋንዳውያን ነቲ ኣምባሳደር ኢጣልያ ቀቲልኩም ዝብል ክሲ ብምንጻግ ነዚ ቅትለት ዝፈጸምዎ ሰራዊት ዲ/ሪ/ኮንጎን...
ኣመሪካ ብዛዕባ ቅትለት ካሾግጂ ዝምልከት ኣዝዩ ኣፈዳሒ ዝተባህለሉ ናይ ስለያ ሰነድ ከም ዘለዋን እዚ ድማ ንሓደ ካብ...